ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንተጠቀምቲ ንምግብነት ግልጋሎት ዝዉዕል እኸሊ ንመጥሐኒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከጥሕን ስለዝደሊ ዝኾንኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት

1. ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ

2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (TN NO) ከቅርብ ዝክእል

3. ናይ ቲኦቲ/ TOT/ ተመዝጋቢ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

4. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ዕርየቱ ዝሓለወን በቲ ዝተ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸዉን አለዎ::

5. ካብ ናይ ባዕልና ስፔሲፊኬሽን ወፃኢ ምቕራብ ኣይፍቀድን

6. ዝወፀ ስፐሲፊኬሽን ዘይተረደኦ ተጫራቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ምርዳእ ይከአል

7. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 04/02/2018 ዓ/ም -07/02/2018 ዓ/ም ይኸውን::

8. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 07/02/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይኸፈት

9. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ ዓይነት እኽሊ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ወሲዶም አጥሒኖም ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አንስትዮ ትግራይ ይምልሱ

10. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

ተ.ቁዓይነትመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋ
1ፃዕዳ ጣፍቁፅሪ01

2

ቐይሕ ጣፍ ቁፅሪ01

3

በርበረ ኪሎ01
4ሽሮ ኪሎ01
5ቅመምኪሎ01