ምልክታ ፕሮፎርማ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል አደራሽ ክራይ ምስ መስተንግዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት
1. ናይ ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ
2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (TIN NO) ከቅርብ ዝክእል
3. ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝተሓደሰ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል
4. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሓለወን በቲ ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸዉን አለዎ::
5. ካብ ናይ ባዕልና ስፔሲፊኬሽን ወፃኢ ምቕራብ አይፍቀድን
6. አብቲ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ካብቲ ጨረታ ይኹን ፕሮፎርማ ይስረዝ
7. ዝወፀ ስፐሲፊኬሽን ዘይተረደኦ ተጫራቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ምርዳእ ይከኣል፡፡
8. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀለ ዕለት 05/02/2018 ዓ/ም - 07/02/2018 ዓ/ም ይኸውን::
9. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 07/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00
10. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::
12. ቤት ፅሕፈትና ካብቲ ዘጫረቶ 20 ፐርሰንት ምዉሳኽ ወይ ምቕናስ ይከአል
13. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ
| S.N | Item | Specification | Measure | Quantity | UnitPrice | Total Price |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | አደራሽ ክራይ ምስ ሙሉእ መስተንግዶ | ቅድሚ ሰዓት ትኩስ ነገር ምስ ኩኪስን ኣብ ደራሽ ንእሽተይ ማይ ምሳሕ ሰዓት ናይ ምሳሕ እንግዶት ዝተፈላለየ ዓይነት ድሕሪ ሰዓት ለስላሳ ምስ ኩኲስ ኣብ ኣደራሽ ማይ | ቁፅሪ | 36 |