ምልክታ ፕሮፎርማ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል
➢ ናይ ደቂ አንስትዮ ፀጉሪ መሳርሒ
➢ ናይ ክዳን ስፌት ማሽን
➢ እድንን ክርን
➢ ናይ ምግቢ ተንከፍ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት
8. ናይ ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ
9. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (TIN NO) ከቅርብ ዝክእል
10. ናይ ቫት ተመዝጋቢ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል
11. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ዕርየቱ ዝሓለወን በቲ ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸዉን ኣለዎ::
12. ካብ ናይ ባዕልና ስፔሲፊኬሽን ወፃኢ ምቕራ
13. አብቲ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ካብቲ ጨረታ ይኹን ፕሮፎርማ ይስረዝ
14.ዝወፀ ስፐሲፊኬሽን ዘይተረደኦ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ምርዳእ ይከአል፡፡
8. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 27/10/2025 ዓ/ም - 29/10/2025 ዓ/ም ይኸውን::
9. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 29/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00
10. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ ኣቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አንስትዮ ትግራይ የቕርቡ
11. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::
12. ቤት ፅሕፈትና ካብቲ ዘጫረቶ 20 ፐርሰንት ምዉሳኸ ወይ ምቕናስ ይከአል
13. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ