ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ፅሕፈት መሳረሒን ህንፃ ኣቁሑትን ብፕሮፎርማ ክወዳደር ስዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 8, 2017 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 9, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 9, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ አዕቢ ን2017 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ 1. ቆፅርቲ፣ካልኦት ንመስመር ፅገና ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ፍቲንግታት ንHDPE ትቦን መገጣጠምን 2. ፅሕፈት መሳርሒ 3. ኢድ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 6, 2017 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 22, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Atsbi
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 22, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት - ፅሕፈት ል/እ ምምር/ፋይናንስን ወሱ ሳዕሲዕ ናይ ዋሽ ንሴክተራት ግልጋሎት ውዕል ናይ እዳስትርያልን : ህንፃን መሳረሒ ፣ ስላፕ መሳረሒ ውፅኢት መዓድንን ናይ ቢሮ ኣቆሑትን ብፕሮፎርማ/shopping/ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 5, 2017 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 12, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 12, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላላ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ካብ ናይ ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ፕሮግራም PSAP5 በጀት ዝክፍል ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ገጠር ወረዳ ታሕታይ ኣደያቦ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ: ኣቀሑት ፅሬትን :መለዋወጢ ኣቅሑት ማይን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 30, 2017 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 5, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 5, 2017 10:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,100.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ኣብ ዓዲ-ሓ ንዘስርሖ ዘሎ ህንፃ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ፒፒሲ ሲሚንቶ፣ሓሸዋን ጃህያን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 24, 2017 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 2, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 8, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ብናይ ዋን ዋሽ ዝተረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈት ጥዕና ኣብ ጣብያ ፈ/ወይኒ ማእከል ጣብያ ስላፕ ንምስራሕ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኢ/ማተርያልን ዉፅኢት ማዕድን ብፕሮፎርማ (SHOPPING) ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትጫረቱ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 17, 2017 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 23, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Atsbi
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 23, 2017 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንኢ/ማቴሪያል 5000 ፡ ንውፅኢት ማዕድን 3000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

አብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ብምልጣፍ ፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 15, 2017 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 16, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 17, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ንግስተ ሳባ ዓድዋ ንምምህር ምስትምሃር ንሐፀርቲ ስልጠናታትን ዝዉዕል ዝተፈላለየ ናይ ህንፃ መሳርሒ፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፡ኣቅሑት ፈርኒቸር ፡ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕግድ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 14, 2017 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 1, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 1, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ኮንስትርክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 8, 2017 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 21, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 21, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት አቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ንዝተፈላዩ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 4, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/