ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት

  • 1 ተወዳደርቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክኮኑ አለዎም ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2017ዓም ሒሳቦም ዘወራረድሉ መረዳእታ ዘቅርቡ
  • 2 አግባብነት ዘለዎ ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ መቅረባይነት ናይ ግብሪ መክፈሊ መለለይ ቁፅሪ ከቅርቡ ዝክእሉ
  • 3 ተወዳደርቲ ካብ 11/9/2017 ዓም ክሳብ 26/9/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀተሪ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ካብ ቢሮ ቁፅሪ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት  ዳይሬክቶሪት ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 12 ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይክእሉ
  • 4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/9/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ዝከፈተሉ ዕለት ድማ 26/9/2017 ዓም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ሰዓት ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ክክፈት እዩ
  • 5 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  • 6 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ዝሰዓሮ ንብረት አታዊ ይገብር
  • 7 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914210412 /  0914179807