ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ/እምባ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነታት ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

ታቁዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
1ቆርቆሮ G-32 ብስፔስፊኬሽን መሰረትቁፅሪ200
2መስመር ቁፅሪ 12ኪሎ3
3መስመር ቁፅሪ 10ኪሎ3
4መስመር በዓል ቆቢዕ ናይ ቆርቆሮ መስመር/ኪሎ6
5ስሚንቶ PPCኩንታል16

መምርሒ

  • ኣብ ዋጋ መውሃቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ግልፂ ዘይኮነ ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሉን
  • ቲን ካርድ ፣ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነትን ኮፒ ምስ እዚ ተተሓሒዙ ይቐርብ
  • ኣድራሻ ፊርማን ናይቲ ድርጅት ማህተምን ክህልዎ ኣለዎ
  • ካብቲ ዝተሓተተ ዓይነት ንብረት ወፃኢ /specification/ ብናይ ባዕልኻ ዋጋ ቀይርካ ምምላእ ብፍፁም ኣይፍቀድን
  • እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ ስለ ዘገልግል እቲ ንብረት ኣብ ኢዶም ምህላው ኣረጋጊፆም ዋጋ ይምልኡ
  • ሰዓራይ ምዃኑ ካብ ዝተፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10' መዓልቲ ንብረት ከቕርብ ዝኽእል እዚ ፕሮፎርማ እዚ ካብ ዕለት 22/09/2017ዓ/ም ክሳብ 26/09/2017ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ምውሳድ ዝኽእል
  • እዚ ፕሮፎርማ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ተኸፊቱ ክሳብ ውሳነ ዝረክብ 7 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ
  • እዚ ፕሮፎርማ እዚ ዕለት 27/09/2017ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ 3:30 ቅድሚ ሰዓት ይኽፈት
  • ቤት ፅሕፈትና ዝሓሽ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝመሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ስ.ቁ- 0902521712 / 0962661097