ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ዝተፈላለየ መጠንን በዝሕን ዘለዎም ሓሸዋን ፀፀርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ነቲ ዝተቀመጠ ረቋሕታት እተማልኡ ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም:-

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 5, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሰነ 5, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ዝተፈላለየ መጠንን በዝሕን ዘለዎም ስሚንቶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ነቲ ዝተቀመጠ ረቋሕታት እተማል.ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም -

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 5, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሰነ 5, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ዕ/ት ል/ም/እ/ምም/ር/ፋይናንስ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎን ንወረዳ 2 ኣውላዕሎ ንቤት ፅሕፈት ዘ/ቴ/ል/ገር ን ልምዓት ሃፍቲ እንሰሳ ዓሳን /LFSDP ግልጋሎት ዝውዕል ህንፃ ልምዓት ሃፍቲ እንሰሳ ንሳን /LFSDP/ ዝተመደበልና ባጀት ናይ ህንፃ መሳርሒ method / እወዳዲርና ክንዕድግ ሰለ ዝደለና ኣብ እዚ ዘርፊ ዘለኩም ሕጋዊ ነጋዶ ፕሮፎርማ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 5, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሰነ 5, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ስቴንስል፤ ቀለምን ፍላሽን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 22, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 26, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 26, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 22, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 26, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 26, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ንኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳረሒ አቁሑት ክገዝእ_ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 17, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 20, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 20, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓብይ ዓዲ ን2016 ዓም ቀወምትን ሃለቅትን ንብረት ንህንፃ መሳርሒ : ንኤሌትሪክ ዲፓርትምነት ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 16, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 28, 2016 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 28, 2016 02:35 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓብይ ዓዲ ን2016 ዓም ቀወምትን ሃለቅትን ንብረት ንህንፃ መሳርሒ : ንኤሌትሪክ ዲፓርትምነት ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 16, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 28, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 28, 2016 08:35 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ 2016 ዓም ካብናይ ስደተኛታት ፅዕንቶ ምንካይ ልምዓት ፕሮጀክት ዝተረከበ በጀት ዝክፈል ንዘፈር ቁጠባ ልመዓት ገጠር ወረዳና ዝዉዕሉ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት : ናይ ገዛ ናይ ቢሮን ኣቅሑት : ናይ ደርሆን ኣዕዋፍ ምርባሕ : ናይ ተፈጥሮ እፅዋት ዘርእን : ናይ ሕርሻ መሳርሒታት መዓርን ናይ ማዕር ዉፅኢታትን ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 16, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 22, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 22, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,100.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ሕርሻ መሺነሪ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ 2016 ዓም ካብናይ ስደተኛታት ፅዕንቶ ምንካይ ልምዓት ፕሮጀክት ዝተረከበ በጀት ዝክፈል ንዘፈር ቁጠባ ልመዓት ገጠር ወረዳና ዝዉዕሉ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት : ናይ ገዛ ናይ ቢሮን ኣቅሑት : ናይ ደርሆን ኣዕዋፍ ምርባሕ : ናይ ተፈጥሮ እፅዋት ዘርእን : ናይ ሕርሻ መሳርሒታት መዓርን ናይ ማዕር ዉፅኢታትን ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 16, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 22, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 22, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ሕርሻ መሺነሪ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/