ምልክታ ፕሮፎርማ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

P.Rተ.ቁዓይነትንብረትመፍለይመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
364651Eucalyptus dia 12cm

pcs

300
2Eucalyptus dia 10cmpcs200
3

Eucalyptus 

dia 8cmpcs200

ክማልኡ ዝግብኦም ረቋሒታት
_ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ፤ቲንናምበር፤ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬትን ቫትን ኮፒ ክተሓሓዝ አለዎ

_ እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ፤

_  ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቅሓ) ከቕርብ ኣለዎ፤

_ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 09/5/2017 ዓ/ም ክሳብ 12/5/2017 ዓ/ም

_ ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 13/05/2017 ዓ/ም ሰዓት3:00

_ ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ፤

_ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

_ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344407761/03442401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ዕሕፈ ብምምፃእ ምጥያቅን ቅጥዒ ፕሮፎርማ ምውሳድን ይካኣል፡፡