ፕሮፎርማ ምልክታ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑት ዓይነት ንብረት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም። |

ሕቶ ዕደጋተ.ቁዓይነት ዝርዝርመፍለይ ቀፅረመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
364681Nail#12cmkg60
2Nail#10cmkg60
3Nail#08cmkg60
4Nail#06cmkg50
5Roofing Nailkg80
6Locker (Pusher) for Doorspcs10
7Locker (Pusher) for Windowspcs10
8Soft wire1.5mmkg10

_ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ፤ቲንናምበር፤ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬትን ቫትን ኮፒ ከተሓሓዝ አለዎ

_ እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ከቅመጥ ኣለዎ፤

_ ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቅሓ) ከቕርብ ኣለዎ፤

_ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 16/ 05 /2017 – 19 / 05 /2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00ንጉሆ እዩ። 

_ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 19 / 05 /2017 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት ይኸውን ።

_ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

_ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03442401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ዕሕፈትና ብምምፃእ ምጥያቅን ቅጥዒ ፕሮፎርማ ምውሳድን ይካኣል፡፡