ምልክታ ፕሮፎርማ ህንፃ መሳረሒ ንምግዛእ
ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝዉዕል ህንፃ መሳረሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ክማልኡ ዝግበኦም ረቓሒታት
1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን
3. ቲን ሴርትፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ኣለዎም፡፡
ተ.ቁ | ዝርዝር ንብረት | ስፔስፍኬሽን | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብረሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
01 | ስሚኒቶ | PPC | ኩንታል | 30 | |||
02 | ሓሸዋ 1ይ ደረጃ ዕሬቱ | ካብ ቴምቤን | ሜ3 | 16 | |||
03 | ጃህያ/ሓደ ቢያጆ ሰኖ/ | 002 | ሜ3 | 16 | |||
04 | ቢሎኬት | በዓል 15 | ቁፅሪ | 420 |
4. ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቕረባይ እንተስዕሩ ኣብ ዉሽጢ ሓፅር ማዕልቲ ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ::
5. እዚ ዕድጊት ካብ 23-27/05/2017ዓ.ም ሰዓት 11:00 ዋጋ ብምምላእ ይፍፀም።
6. ዕለት 28/05/2017ዓ.ም ሰዓት 2:30 ተኸፍቱ ዝቐረበ መወዳደሪ ዋጋ ተራእዩ ክቐርብ ይግበር
7. ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐለ ፖስታ ምስተኸፈተ ን7' ማዕልቲ ይኸዉን::
8. ሰዓራይ ትካል ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓዕር እዋን ከቅርብ ዝክእል::
9. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቅርብ ኣለዎ::
10. እዚ ፕሮፈርማ ዕድጊት ከምዉዕሊ ኮይኑ የገልግል::