ኣቢጃ ትሬዲንግ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝዉገድ ንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸየጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 11, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 16, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 16, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ንካልኣይ ግዝ ዝዉፀ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንናይ ፖሊስ ቤት ፅሕፈትን ንፀትታ ቤት ፅሕፈትን ክልተ ጋቢና ዘለዎን መኪና ከራይ ስለዝደለና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 11, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 29, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶት ምምሕደር ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2018ን 2019 ዓም ካብ ገበርቲ ሰናይ ዝተመደበ በጀት ናይ ሶላር ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 11, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ቆላ ተምቤን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ሓፈሸዊ ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2019 ዓም ንስራሕ መሳለጢ ዝዉዕል ናይ ሐለዋ: ፅሬት ኣዉቱ ሶርስ ግልጋሎት ግዝኢት: ፅገና ተሽከርከርቲ ማለት ጋራጅ : ቀረብ ግልጋሎት ኦክስጅን : ዝተፈላለዩ ዓይነት ቀረባት ምግብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 11, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 22, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20000 / ዒስራ ሽሕ ቅርሺ/ : ብጀካ ኤሌከትሮኒክስ ፅገና 10000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን/ ስራሕቲ ሓለዋ/

Hybrid Designs PLC, lead consortium partner for the Entrepreneurship in the Digital and Gig Economy (EDGE) Program, invites qualified Training Providers to submit proposals for recruiting, screening, onboarding, and delivering product-specific training and employment support to 5,000 youth across Addis Ababa, Sidama, South West Ethiopia, Somali, and Tigray.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Sunday 16th, August 2026 12:00 pm ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Monday 24th, August 2026 4:00 pm (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: Addis Ababa
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ Health Related Training / Organizational Consultancy/

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሐላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንትካል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣይሲቲ ሰርቪስ ኦፍ ሲሲቲቪ ካሜራ ኣክሰሰሪ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ነሓሰ 10, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 26, 2018 3:45 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማእከል ቤት ህንፀት ዓድዋ ኣብ 2019 ዓም በጀት ዓመት ብዝተበጀተሉ በጀት ኣብ ዉሽጢ እቲ ቤት ጅንፀት ዝርከቡ ተሃነፅቲ ሕጊ ንሐጋዊያን ነጋዶ አጫሪቱ ከመግብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ነሓሰ 10, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 25, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 25, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዝደንት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጠ ኣቕሑትን ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ነሓሰ 10, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 13, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 13, 2018 2:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ስራሕቲ ንግዲ ጉና ሓ/ዝተ/ ው/ማሕበር ካብ ኣልመዳ ጨርቃ ጨርቅ ፋብሪካ ዝተዓደጉ ኣብ መጋዘን ዝተቐመጡ ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣጭርቕቲ ወይ ኣልባሳት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ነሓሰ 10, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 28, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 28, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኔክ ማይክ ባትሪ ብምልጣን ዝምታን ዝመፀ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደለ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ነሓሰ 10, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 13, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/