HELVETAS Swiss Intercooperation would like to Procure Vegetable Seeds for REPASS project sites.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Thursday 17th, September 2026 2:17 pm (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Friday 25th, September 2026 3:00 pm (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Friday 25th of September 2026 4:00 pm
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ Agricultural Services/

HELVETAS Swiss Intercooperation would like to Procured Feed for Poultry to project sites.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Thursday 17th, September 2026 2:17 pm (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Friday 25th, September 2026 3:00 pm (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Friday 25th of September 2026 3:30 pm
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ Poultry, Bee & Animal Husbandry/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 7, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 9, 2019 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 11, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና መጋየፂ ንብረት ክትዕድግ ስለዝደለየ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 6, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 11, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 11, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ከተማ ዓድዋ አብ 2019 ዓ.ም. ንሴክተራት ካብ ዝተመደበሎም በጀት ንግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ አቑሑትን ናይ ፅሬት አቑሑትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኽዓድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 6, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 19, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 19, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ የተወሰነ የግል ማሕበር፡ አብ ቤት ፅሕፈቱ ዝርከብ ካፌቴሪያ ንግልጋሎት ምግቢ፣ ውዑይን ዝሑልን መስተ አጫሪቱ ከስርሕ ስለደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 6, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 11, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 11, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

የኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ሽረ እንዳስላሴ ዲስትሪክት ንብረት ባሉበት ሁኔታ በግልፅ ሐራጅ በመሸጥ ማስተላለፍ ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሮብ መስከረም 6, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምት 11, 2019 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምት 11, 2019 3:10 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬትዕደጋን ፋይናንስን ኣብ በጀት ዓመት 2019ዓ/ም ዘለዎኦ ዓበይትን ኣናእሽተይን መኻይን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ፣

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 5, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 14, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 14, 2019 5:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ ነዳዲ ሞተር ሳይክል ከምኡ እዉን ናይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 6, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 7, 2019 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 8, 2019 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ብመሰረት ደንቢ ቁፅሪ 23/2018 ዓ/ም ን ነዚ ደንቢ መፈፀሚ ዝወፀ መምርሒ ኣፈፃፅማ መሸጣ መንግስታዊ ኣባይቲ መምርሒ ቁፅሪ 25/2018 ዓ/ም ን ንሓርበኛታት ጉዳኣት ኹናት መሕከሚ፣ ንተመዛበልቲ ወገናት ናብ መረበቶም ንምምላስን ሕዉየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ ንምክያድን ዘድሊ ሃፍቲ ንምትእኽካብ ኣብ ትሕቲ ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ ክፍለ ከተማ ሰሜን 2 ብድምር 9 ንድርጅት ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ 7 ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንመሸጣ ዝቐረቡ ኣባይቲ ምስ ምሉእ ትሕዝቶ መሬት ንምግዛእ ድሌት ዘለዎም ውልቀ ሰባት ፣ ውልቀ ነጋዶ ፣ ግዝያዊ ሽርክና ማሕበር (Joint Venture) ፣ ሕጋውያን ማሕበራት ፣ ናይ መንግስቲ ትካላት ልምዓትን ትካላት ንግድን ንክወዳደሩ ይዕድም ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 6, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 15, 2019 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 16, 2019 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20,000.00
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/