ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ
⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ 384 ኩንታል ፃዕዳ ጣፍ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ መቐረባይነት ምዝገባ፣ ቲን፣ ቫት ምዝገባን ዲክላራስዮን ዘለዎምን ናይ ጨረታ መኽበሪ ስፒኦ (CPO) 10,000 ቅርሺ ከቕርቡ ዝኽእሉን ክኾኑ ኣለዎም።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 100.00 ብምኽፋል ኣብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ቢሮ ቁፅሪ 25 ምውሳድ ይከኣል።
* እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 28/10/2026 ዓ.ፈ ክሳብ 09/11/2026 ዓ.ፈ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ፣ ኣብቲ ዕለት ብሰዓት 4:30 ይኽፈት።
* ተሰዓራይ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሩ እቲ ንብረት ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝኽእል ክሆን ኣለዎ።

ግልፂ ጨረታ ዕድጊት ፃዕዳ ጣፍ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ 384 ኩንታል ፃዕዳ ጣፍ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚመሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተደላይ ረቃሒታት ዝርዝር ከምዝስዕብ ይኸውን

➢ ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲፍቃድ ዝተሓደሰ ከቀርብ ዝክእል።

➢ ቲንናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ክትሕዙ አለዎም።

➢ ቫት ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ነሓሴ ወርሒ ዝክእል።

➢ 2018 ዓ/ም ዲክላራስዮን ከቅርብ

➢ ናይ 2018 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል።

➢ ናይቲ ጨረታ መኽበሪ ሰነድ ብስፒኦ (CPO) 10,000 (ዓሰርተ ሽሕ ቅርሺ) ከቕርቡ ዝኽእሉ፡፡

➢ አብ መዘርዝር/እስፐሲፍኬሽን / ብዝቐረቡ ጥራሕ ከቕርብ ዝኽእል።

➢ ኢዚ ጨረታ ሲዒርካ ምስተብሃለ አብውሽጢ 5መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሩ እቲ ንብረት አብውሽጢ 10 መዓልቲ ከቕርብ ዝክእል።

➢ እዚ ጨረታ ክመልእዎ ከለዉ እቲ ዋጋ ምስ ቫቱ ምኻኑ ወይ ዘይምኻኑ ይሓብሩልና እንተዘይሓቢሮም ምስቫቱ ከምተመልአ ተገይሩ ይውሰድ።

➢ ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ።

➢ እቲ ጨረታ ቤት ትምህርትና 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምውሳኽን ይክእል እዩ።

➢ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 100.00 (ሚእቲቅርሺጥራሕ) ብምኽፋል ኣብ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ቢሮ ቁፅሪ 25 ኣብስራሕ ሰዓት ንጉሆ ካብ 2፡30 ክሳብ 6፡00 ድሕሪ ስዓት ካብ ሰዓት 8፡00 ክሳብ 10፡00 ምውሳድ ይከኣል፡፡

➢ ቤት/ት እቲጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

➢ እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 28/10/2026 ዓ.ፈ ክሳብ 09/11/2026 ዓ.ፈ. ሰዓት 4፡00 ታዓዕዩ ሰዓት 4:30 ኣብ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

N.Bንዝበለፀሓቤሬታ ብስልኪ ቁፅሪ0945462700/0914749677 ደዊልካ ምሕታት ይከአል እዮ። Website: www.kshs.academy Email: info@kshs.academy Facebook: Kallamin.oSHSx: