ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ ማረት/ እዞም ዝስዕቡ ናይ 45 መዓልቲ ደርሆ መዕበይ ቀለብ ናብ የጭላ አበርገለ ንምቅራምጉዓዝን ( Concentrated Feed With Transportatio cost to Yechila Woreda ) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

  • Posted Date: ሶኒ ጉንበት 17, 2018 (14 Days)
  • Closing Date: ጉንበት 25, 2018 5:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 26, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

...ን ግልጋሎት ዘይሃቡን ዝተፈላለዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ።

  • Posted Date: ሶኒ ጉንበት 17, 2018 (14 Days)
  • Closing Date: ጉንበት 26, 2018 3:00 Morning (closed)
  • Location: የጭላ
  • Bid Opening Date: ሓምለ 1, 2018 3:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ቀዳማይን ካልኣይን ደረጃ ስሚንቶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ሶኒ ጉንበት 17, 2018 (14 Days)
  • Closing Date: ጉንበት 21, 2018 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 21, 2018 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

... መቐለ ክ /ከተማ ሓድነት ጣብያ ስምረት ቀጠና ዳያስፖራ ስፍሓቱ 250 ሜትር ካሬ ባዓል ሓደ ደብሪ ብጨረታ ንክሽየጥን ንክሽወጥ ወሲኑ ኣሎ

  • Posted Date: ሶኒ ጉንበት 17, 2018 (14 Days)
  • Closing Date: ሰነ 17, 2018 3:00 Morning (16 days Left)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 17, 2018 6:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ህንፃ ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ዝርከብ ኣብ ስራሕ ዝፀንሐት ጥዕይቲ ባጃጅ ከምኡ እውን ንመቀያየሪ ዝውዕላ ሓንቲ መኪናን ሓንቲ ማሃንዲራን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ጉንበት 17, 2018 (14 Days)
  • Closing Date: ጉንበት 25, 2018 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 25, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ናይ ዩንዲፒ ፒሲኤፍ ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ጉንበት 17, 2018 (14 Days)
  • Closing Date: ጉንበት 28, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: ጋንታ አፈሹም
  • Bid Opening Date: ጉንበት 28, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

...ት ዝሃቡ ዝነበሩ ዝተፈላለዩ መካይንን ናይ መካይን ክፋላት ንብረታት ብሓራጅ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ጉንበት 17, 2018 (14 Days)
  • Closing Date: ሰነ 2, 2018 3:00 Morning (22 hours Left)
  • Location: ሽራሮ
  • Bid Opening Date: ሰነ 2, 2018 3:30 Morning
  • Bid Bond: 100,000.00
  • Bid Document Price: 1,000.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ንካልኣይ ግዝ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ንክፍለ ከተማና ዘፈር ተጠቀምነት ንMYC ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ስፖርት ማተሪያል : ብኣርተፊሻል ሰዓሪ ኩዕሶ ሜዳ ምንፃፍ ካልኦት ማተሪያል ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ጉንበት 17, 2018 (14 Days)
  • Closing Date: ጉንበት 28, 2018 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 28, 2018 4:00 Morning
  • Bid Bond: 30,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንናይቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ካዳሰተር ሲሰተም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኔትወርክ ዝርገሐ ሲሰተም: ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን አገልግሎት ክረክብን ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ጉንበት 17, 2018 (14 Days)
  • Closing Date: ጉንበት 25, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ጉንበት 25, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 140,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና/