ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA Project ማይጨዉ፣ ዓዲግራትን መቕለን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህፃናት ምግቢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት

  • Posted Date: ረቡዕ ሰነ 17, 2018 (25 Days)
  • Closing Date: ሰነ 24, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 24, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ /

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ፅሬት ንብረት ክትዕድግ ስለዝደለየ::

  • Posted Date: ረቡዕ ሰነ 17, 2018 (25 Days)
  • Closing Date: ሰነ 25, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 25, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንUNEPA ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅ/መሳርሕን ጨርቃጨርቅን ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ስለዝደለየት

  • Posted Date: ረቡዕ ሰነ 17, 2018 (25 Days)
  • Closing Date: ሰነ 19, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 19, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ኮቦርታ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቋሒታት እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • Posted Date: ረቡዕ ሰነ 17, 2018 (25 Days)
  • Closing Date: ሰነ 23, 2018 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 23, 2018 3:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መኪና ስፔር ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ::

  • Posted Date: ረቡዕ ሰነ 17, 2018 (25 Days)
  • Closing Date: ሰነ 19, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 19, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ዘገልገለ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ፡፡

  • Posted Date: ረቡዕ ሰነ 17, 2018 (25 Days)
  • Closing Date: ሓምለ 1, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሓምለ 1, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑትግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ረቡዕ ሰነ 17, 2018 (25 Days)
  • Closing Date: ሰነ 19, 2018 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 19, 2018 8:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ ኣብ 2018 ዓ/ም ካልኣይ መንፈቕ በጀት ዓመት ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናውቲ ናይ ህንፃ መሳርሕ፣ ናይ ብረታብረት ኣቁሑትን ንገዛመስርሒ ባሃርዛፍን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ሰነ 17, 2018 (25 Days)
  • Closing Date: ሰነ 19, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሰነ 19, 2018 4:05 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/