ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ጨ/መቐለ ናይ ረሳሕ ፈሳሲ ንምውጋድ ግልጋሎት ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ሚያዝያ 6, 2018 (11 Days)
  • Closing Date: ሚያዝያ 12, 2018 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 12, 2018 04:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ቢሮ መሬት ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ነቲ ቢሮ ዝዉዕሉ ስፔር ፓርት : መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ካብ ሕጋወያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ሚያዝያ 6, 2018 (11 Days)
  • Closing Date: ሚያዝያ 16, 2018 04:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 16, 2018 04:30 Morning
  • Bid Bond: ስፔር ፓርት 3000 ቅርሺ : መሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 15000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ኣክሱም ኤዝ ፕሮጀክት ብዝተረከበ በጀት ን2018 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒታት ፅሕፈት :ኤሌክትሮኒክስ : ንሆቴል ማናጅመንት ካልኦት ኣቅሑትን ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ሚያዝያ 6, 2018 (11 Days)
  • Closing Date: ሚያዝያ 16, 2018 04:00 Morning (closed)
  • Location: ኣክሱም
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 16, 2018 04:30 Morning
  • Bid Bond: ንእሌክትሮኒክስ 20000 ቅርሺ : ንፅሕፈት መሳርሒ 2000 ቅርሺ : ንሆቴል ማናጅመንት 8000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናገዛ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ ጀስትስ ፎር ኦል ብዝተረከበ በጀት ቴሌቬዥን ብሜላ ዕደጋ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ – ስለዝደለየ

  • Posted Date: ሶኒ ሚያዝያ 5, 2018 (12 Days)
  • Closing Date: ሚያዝያ 8, 2018 03:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 8, 2018 04:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንናይቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ቲዩታ ላንድ ኩርዘር መኪና መለዋወጢ ኣቀሑትን : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቀሑትን ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን አገልግሎት ክረክብን ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ሚያዝያ 12, 2018 (5 Days)
  • Closing Date: ሚያዝያ 14, 2018 04:00 Morning (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 14, 2018 04:30 Morning
  • Bid Bond: ናይ ቲዩታ ላንድ ኩርዘር መኪና መለዋወጢ ኣቀሑትን 5000 ቅርሺ : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቀሑትን 20000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 2,000.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኮሌጅ ሕርሻ ማይጨዉ ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሃፍቲ እንስሳ ኣቅሑት : ኤሌክትሪካል ጀነሬተር :ናይ ማይ ፓምፕ ጀነሬተር አወደዳሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ሚያዝያ 5, 2018 (12 Days)
  • Closing Date: ሚያዝያ 16, 2018 03:30 Morning (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 16, 2018 04:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ሕርሻ መሺነሪ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

...or framework agreement for the period 2026/2027 in Hotel and Conference Services.

  • Posted Date: Saturday 11th, April 2026 12:00 pm (14 Days)
  • Closing Date: Wednesday 29th, April 2026 5:00 pm (4 days Left)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Thursday 30th of April 2026 9:00 pm
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category Cafe & Restaurant Services/

ንማይጨው ሕርሻ ኮለጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሃፍቲ እንስሳት ኣቁሑት ፣ ኤሌትሪካል ጀኔሬተርን ናይ ማይ ፓምፕ ጀኔሬተርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ቀዳም ሚያዝያ 3, 2018 (14 Days)
  • Closing Date: ሚያዝያ 16, 2018 03:30 Morning (closed)
  • Location: ማይጨዉ
  • Bid Opening Date: ሚያዝያ 16, 2018 04:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ሕርሻ መሺነሪ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/