Mums for Mums Invitation to qualified bidders for Supplying of Medicine Supply

  • Posted Date: Wednesday 20th, May 2026 4:00 pm (18 Days)
  • Closing Date: Saturday 23rd, May 2026 10:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Saturday 23rd of May 2026 10:15 am
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category Pharmaceutical Products/Medicines/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ-ከተማ ዓይደር ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ኣቕሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ስለ ዝደለና

  • Posted Date: ረቡዕ ጉንበት 12, 2018 (18 Days)
  • Closing Date: ጉንበት 15, 2018 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 15, 2018 3:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ቀዳማይን ካልኣይን ደረጃ ስሚንቶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ሓሙስ ጉንበት 13, 2018 (17 Days)
  • Closing Date: ጉንበት 14, 2018 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 14, 2018 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ኤሌትሮኒክስን መሳረሒን ናይ ህንፃ መሳረሒን ብፕሮፎርማ ከዋዳድር ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ረቡዕ ጉንበት 12, 2018 (18 Days)
  • Closing Date: ጉንበት 14, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 14, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ረቡዕ ጉንበት 12, 2018 (18 Days)
  • Closing Date: ጉንበት 18, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 18, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ብአውራ ከይዲ ስራሕ ቐረብ መስተ ማይ ንተሽከርከርቲ ግልጋሎት ዝውዕል ዘይቲ ሞተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ሰሉስ ጉንበት 11, 2018 (19 Days)
  • Closing Date: ጉንበት 14, 2018 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: -18, 1745 6:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሰክተራት/ኣብያት ዕዮ ክ/ከ/ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • Posted Date: ሰሉስ ጉንበት 11, 2018 (19 Days)
  • Closing Date: ጉንበት 14, 2018 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 14, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ዝተፈላለየ ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ናይ ፅሬት ኣቑሑትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ረቡዕ ጉንበት 12, 2018 (18 Days)
  • Closing Date: ጉንበት 25, 2018 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 25, 2018 3:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓይደር ኣብ 2018ዓ/ም ብኢቶል /ETOL/ዝተመደበ በጀት ናይ ናይፅሕፈት መሳርሒ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ሰሉስ ጉንበት 11, 2018 (19 Days)
  • Closing Date: ጉንበት 13, 2018 4:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 14, 2018 5:00 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንሰ ኣደዳይ ዋና ቤት ፅሕፈት ንትካል ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አቑሑት ኣብ በጀት ዓመት 2026 ኣ.ፈ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሰሉስ ጉንበት 11, 2018 (19 Days)
  • Closing Date: ጉንበት 21, 2018 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 22, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 400.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/