ቤት ፅሕፈት ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ናይ ከተማ ቦታ ሊዝ ንምትሕልላፍ ብዝተቀመጠ ኣዋግ ቁፅሩ 721/2004 ኣንቀፅ 8 ንኡስ ኣንቀፅ 1 ኣብ ፊደል ተራ ቁፅሪ ካብ ሀ ክሳብ ስ ብዝተዘርዘረ መሰረት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ንመንበሪ ንግዲ ሆቴል ንመዋእለ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 28, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 6, 2019 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 6, 2019 9:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 4,000.00
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንሰራሕተኛ ግልጋሎት ዝውዕል ደምቢ ክዳን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝኣ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 27, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 29, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 29, 2018 5:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

BBC Media Action is seeking a creative production company to produce 9 radio and TV Public Service Announcements (PSAs) in Amharic and Tigrigna for a mental health awareness campaign targeting youth and women in Addis Ababa, Amhara, and Tigray.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Wednesday 02nd, September 2026 12:00 pm ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Friday 11th, September 2026 5:00 pm (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: Addis Ababa
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Tuesday 30th of November -0001 12:00 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ Marketing and Promotion Services/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ : ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር መፀገኒ ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ : ኣወዳዲሩ ክዕድግ ግልጋሎት ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 26, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 28, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 28, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ፅገና ሞተርሳይክል/

መ/ሆ/ 11 ለካቲት ንበጀት ዓመት 2019 ማይ ብቦጥ ምቕራብን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 26, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 4, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲትን በጀት ዓመት 2019 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኦክስጅን ጋዝ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተዳለዉ ግልፂ ጨረታ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ/መዐቀኒ/ ንዘማልኡ መቕረብቲ ይዕድም ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 26, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 6, 2019 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 6, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

መ/11 ለካቲት ሆስፒታልንበጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ረሳሕ ጎሓፍ ምልዓል ብግልፂ ጨረታ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊይ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 26, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 4, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2018 4:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንፖሊስ ቤት ፅሕፈት ንተጠርጠርቲ አስራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ባኒ ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ/ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 26, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 28, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 28, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኣብያተ ፅሕፈት ንሴክተራት ክ/ከ/ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቀለም ምምላእ ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 26, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 28, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 28, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

EECMY-DASSC-NAW invites eputable, reliable, qualified, for Supply and Delivery of 60-Day-Old Improved Sasso Chickens

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Monday 31st, August 2026 12:00 pm ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Wednesday 09th, September 2026 4:00 pm (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Wednesday 09th of September 2026 4:30 pm
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ Agricultural Services/ Poultry, Bee & Animal Husbandry/