ኣብ መቐለ ቤተ መንግስቲ (ግቢ) ውሽጢ በቒሉ ዝርከብ ሳዕሪ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 2, 2018 (22 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 6, 2019 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 6, 2019 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸረ እንዳስላሴ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈታት አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፡ ኣቅሑት ፅሬት ፡ ኤሌክትሮኒክስ ፡ ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጳጉሜን 1, 2018 (23 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 15, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 15, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: መሳርሒ ፅሕፈት 30000 ፡ ኣቅሑት ፅሬት 5000 ፡ ኤሌክትሮኒክስ 10000 ፡ ፈርኒቸር 10000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ዓ/ዓዲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ 2019. ዓ/ም በጀት ዓመት ሞተር ሳይክላት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 28, 2018 (26 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2019 3:21 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 8, 2019 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ኣብ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ከይዲ ስራሕ ኣጠቓቕማን ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ሊዝ ጨረታ መሬት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 28, 2018 (26 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 6, 2019 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 6, 2019 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝርከብ ካፊተሪያ ንግልጋሎት ምግብ ዉዕይን ዝሑልን መሰተ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 28, 2018 (26 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 4, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 4, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

ቤት ፅሕፈት ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ናይ ከተማ ቦታ ሊዝ ንምትሕልላፍ ብዝተቀመጠ ኣዋግ ቁፅሩ 721/2004 ኣንቀፅ 8 ንኡስ ኣንቀፅ 1 ኣብ ፊደል ተራ ቁፅሪ ካብ ሀ ክሳብ ስ ብዝተዘርዘረ መሰረት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ንመንበሪ ንግዲ ሆቴል ንመዋእለ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 28, 2018 (26 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 6, 2019 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 6, 2019 9:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 4,000.00
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንሰራሕተኛ ግልጋሎት ዝውዕል ደምቢ ክዳን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝኣ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 27, 2018 (27 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 29, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 29, 2018 5:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ : ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር መፀገኒ ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ : ኣወዳዲሩ ክዕድግ ግልጋሎት ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 26, 2018 (28 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 28, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 28, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ፅገና ሞተርሳይክል/

መ/ሆ/ 11 ለካቲት ንበጀት ዓመት 2019 ማይ ብቦጥ ምቕራብን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 26, 2018 (28 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 4, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲትን በጀት ዓመት 2019 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኦክስጅን ጋዝ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተዳለዉ ግልፂ ጨረታ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ/መዐቀኒ/ ንዘማልኡ መቕረብቲ ይዕድም ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 26, 2018 (28 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 6, 2019 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 6, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/