ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሐላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንአገልግሎት እቲ ትካል ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮድ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 3, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2018 3:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2019ዓ/ም ዝኸፈል ካብ መቐለ ማይ ፈሳሲ ወይ ካብ ኪሓ ጥራሕ ንተሃነፅቲ ፅሩይ ዝስተ ማይ ተምፅእ ልዕሊ 15 ሜ.ብ ትሕዝ ቦጥ መኪና ምስ ዘለዉኦም ዉልቀ ሰብሃፍቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ክሳብ ሰነ 30/10/2019ዓ/ም ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 1, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 13, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 14, 2018 4:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ ደርሁ፣ መብልዒ፣ መስተዪ፡ ቀለብ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 1, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/

ትካልና መስፍን ብረታ ብረትና ኢንጂነሪንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ተረፈ ምህርቲ ብቕሉዕ ጨረታ ክሸይጥ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 28, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,500,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፍይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ዘገልገሉ ንብረት ብዘለውሉ ኩነታት ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 1, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 7, 2018 6:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ናይ ከተማ መቀለ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ቀበሌ 04 ስፍሓት 250 ሜካሬ ገዛን ቦታን ብጨረታ ንክሽወጥ ኣዚዙ ኣሎ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 30, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 2, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 2, 2018 6:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 25%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ፕሪንተር(HP Laser Jet P402/P403) ብፕሮፎርማ ስርዓት ዕደጋ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 27, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 1, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 1, 2018 10:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሓላ/ዝተ/ መሰረታዊ ማ/ሕ/ስ ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ ብኣቆፃፅራ ፈረንጂ ካብ July 01-2025 ክሳብ Jun 30-2026 (ናይ 2018 በጀት ዓመት) ዘሎ ምንቅስቃስ ሒሳብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 26, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 2, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 2, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓለፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ትርከብ ናይ ጉድጎድ ማይ ሰብ መርስልን ወታር ፓምፕ ብጨረታ አወዳዲሩ ሕድሳት ክገብር ስልዝደለየ ኣብዚ ሞያ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 26, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 7, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 7, 2018 3:05 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/