⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
• ስራሕቲ ንግዲ ጉና ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ካብ ኣልመዳ ጨርቃ ጨርቅ ፋብሪካ ዝተዓደጉ ዝተፈላለዩ ኣጭርቕቲ/ኣልባሳት ብጨረታ ክሸይጥ ስለዝደለየ፣ ናይ ጨረታ ሰነድ ብ50 ብር ካብ ሰላም ህንፃ 4ይ ደብሪ ምዕዳግ ይክኣል።
• ተጫረቲ ካብ ዕለት 18/12/2018 ዓ.ም ክሳብ 28/12/2018 ዓ.ም እቲ ንብረት ድሕሪ ሰላም ህንፃ (ፍት ንፊት ኩዚ ሆቴል) ኣብ ዝርከብ መጋዘን ምርኣይ ይኽእሉ።
• ሳንዱቕ ጨረታ ብዕለት 28/12/2018 ዓ.ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ፣ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ከተማ መቐለ ከባቢ ኣክሱም ሆቴል ሰላም ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 406 ይኽፈት።
• ትካል ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ፣ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914704436 ወይ 0914093852 ምድዋል ይክኣል።

ምልክታ ጨረታ
ስራሕቲ ንግዲ ጉና ሓ/ዝተ/ ው/ማሕበር ካብ ኣልመዳ ጨርቃ ጨርቅ ፋብሪካ ዝተዓደጉ ኣብ መጋዘን ዝተቐመጡ ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣጭርቕቲ ወይ ኣልባሳት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትዕድጉ ትደልዩ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
1. ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ከባቢ ኣክሱም ሆቴል ሰላም ህንፃ 4ይ ደብሪ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ብር 50 ከፊሉ ምዕዳግ ይኽእል፣
2. ሕድ ሕድ ተጫራታይ ካብ ዕለት 18/12/2018ዓ.ም ክሳብ 28/12/2018 ዓ.ም እቲ ንብረት ድሕሪ ሰላም ህንፃ ኣብ ፍት ንፊት ኩዚ ሆቴል ጉና ስፖርት ክለብ ዝርከብ መጋዘን ምርኣይ ትኽእሉ፣
3. ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/12/2018 ዓ.ም ሰዓት 3:00 ኮይኑ ጨረታ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 28/12/2018 ዓ.ም ሰዓት 3:30 ይኸውን::
4. ጨረታ ሰነድ ተጫራቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወኪል ኣብዘለዎ ኣብ ከተማ መቐለ ከባቢ ሆቴል ኣኽሱም ኣብ ዝርከብ ሰላም ህንፃ 4ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 406 ይኽፈት፣
5. ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ:
ንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0914704436 ወይ 0914093852