ኣብ ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳሲን ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ሐደሽትን ዘገልገሉን ንመሸጣ ዝዉዕል ንብረታት ሐደ ትቦ ማይን መገጣጠሚን ክልተ ሶፍተ ስታተር ስዊች ቦርድ ሰለሰተ ጀነሬተር ኣርባዕተ ገመድ ኤሌክትሪክ ኬብል ሓሙሽተ ሞተር ሳይክልን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 22, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 2, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ዓርቢ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 2, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓለፈነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንናይትካልና ሰራሕተኛታት አገልግሎት ዝዉዕለ ክልተ ኣዉተብሳት ብግልፂ ጨረታ አወዳዳሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ኣብ ስራሕ ዝተወፈኩም መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 14, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 26, 2018 3:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክተግብር ትደሊ ስለዚ ን2018 ዓ/ምን ንመፃኢ 2 ተካታተሊ ዓመት ኦዲት ክገብር ዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 21, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 29, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ቢሮ ጉዳያት ኮሙኒኬሽን ትግራይ ናይ 2019 ዓ.ም በጀት ንናይ ቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ምሕታም መቓልሕ ጋዜጣ ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 20, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 4, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 5, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 16,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ናብ ደብረዳሞ ንስራሕ ንምኻድ መጎዓዝያ ትኸውን 05 ሰብ ትሕዝ 1 ሃርድቶፕ መኪና ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 20, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ስፔር ፓርት( ናይ መኪና ንብረት) ክትዕድግ ሰለዝደለየት::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 20, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 24, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማእኸል ቤት ህንፀት ዓዲግራትን ደጋፍ ኸይዲ ስራሕ ደጋፍ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ናይ ተሓነፅቲ ምግቢ ዘቕርብ ብሱርዓት ሕጋውያን ነጋዶ ማለት ውን መቕረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ካብ 1 መስከረም 2019 ዓ.ም ጀሚሩ ተግባራዊ ዝግበር ስራሕ ዝጀምርን ንሓደ ዓመት ሕጋዊ ውዕል ኣሲሩ ንሕጊ ተሓነፅቲ ምግቢ ክምግብ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሓምለ 19, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 30, 2018 4:10 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን 2019 በጀት ዓመት ንፊኖዝ ዝኸውን ፅሬቱ ዝሓለወ ደረቕ ናይ ወፃኢ ጥረ ስርናይን ዓተር ኽክዕን ብቢሮ ዝቐርብ ሳምፕል መሰረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኽዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሓምለ 19, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 24, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ማእኸል ቤት ህንፀት ሽረ ኣብ ውሽጡ ንዝርከቡ ህንፅቲ ሕጊ ንሓደ ዓመትን በጀት ዓመት 2019 ዓመተ ምህረት ኣገልግሎት ቀረብ ምግቢ ያቅሪቦም ብናይ ባዕሎም ኣብሲሎም ክምግቡ ዝኽእሉ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንስዓረ ነጋዳይ ክህብ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 17, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 4, 2018 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

ናይ ከተማ ሸራሮ ማያኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዳይሬክተር ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ በጀት ዓመት 2019 ዓም ንናይ ሆስፒታልና ሰራሕተኛታት መመላለሲት እትውዕል ግልጋሎት ክራይ ሰርቪስ መኪና ግልጋሎት ክራይ ፅዕነት መኪና ብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ክካረይን/ክዕድግ ሰለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 17, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 29, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 29, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/