ትካል ማእኸል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ መቐለ ዝተፈላለየ ናይ መኪና ፓርቲ፣ ሃንድ ቱሉስ፣ካልኦት ንብረትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 1, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 7, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 7, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት መፈፀሚ ዝውዕል፡- ➢ ሎት 1 - ሞተር ሳይክላትን ናውቲ ሞተር ሳይክላትን ➢ ሎት 2 - ህንፃ መሳርሒ ➢ ሎት 3- ናውቲ ፅሬት ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 29, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 13, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 14, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎት ይፈላላ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ማሕበር ማእኸል ዕዳጋ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ ወርሒ ነሓሰ 1/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/10/2018 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቓስ ብሒሳብ ክኢላ ሒሳብ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝተፈቐደልኩም ሒሳብ ክኢላታት ትካላትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ሒሳብ ከግብር ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 28, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 2, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 2, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ማሕበር ማእኸል ዕዳጋ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ ወርሒ መጋቢት 2007 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/10/2018 ዓም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቓስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ከግብሮ ስለዝደለየ ዝተፈቐደልኩም ውልቀ ኦዲተርን ኦዲት ትካላትን ብፕሮፎርማ ኣዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 28, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 2, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 2, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዀሓ ን2019ዓ.ም ንሓደ ዓመት ግልጋሎት ክህበና ዝኽእል ንትካልና ሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕሊ ዝተፈላለየ ዓይነት ዓብይ፣ ማእኸላይን ንኡሽተይን ማለት( ብ 3.5 ብዓል 68 ብሏል 3 “ሲሊንደር ብዓይነትን ብመጠንን ኦክስጅን ንምምላእ ብግልፂ ጨረታ ምውድዳር ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 28, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 8, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኩሓ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 8, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን፣ ፍሉይ ሽሙ ሰውሒ ንጉስ ዝተብሃለ ቦታ (ኣብ ድሕሪ እንዳፀባ) ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ክፍቲ ቦታ ዘለዎ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 28, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 13, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 14, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ማሕበር ተጋደልቲ ትግራይ ናይ 2018 በጀት ዓመት ሒሳቡ ብናይ ደገ ኦዲተራት ኣወዳዲሩ ከመርምር ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 27, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 2, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ወረዳ ዓዲየት ቤት ፅሕፈት ልምዓት ምምሕዳርን ፋይናንስን ብናይ 3R for Care Complement ክልተ በጀት አቢሉ ንዝተጎድኡ ደቅ ኣንስትዮ ሙያዊ ስልጠና ንምሃብ፣ ንምህብህቢ ህፃናት ግልጋሎት ውዕል፣ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት፣ ስፔር ፓርት (ማለት ውን መለዋወጢ ዕጥቂ ኣቑሑት)፣ ናይ ገዛን ናይ ቢሮን መሳርሒ ኣቑሑት፣ ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ ኣቑሑት፣ ናይ ጨርቃ ጨርቂ፣ ናይ ሕርሻ መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 25, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 8, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ናዕዴር ዓዴት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 8, 2018 5:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ/ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ሕርሻ መሺነሪ/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ኣቅርቦት ምግቢ / ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ አብ 2019 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ምግዕዓዝ፣ ምራገፍን ምስትኻልን ካብ ዮቴክ ህንፃ፣ ካልኣይን ራብዓይን ደብሪ ናብ ኮምፕሌክስ ህንፃ ቀዳማይ ምድሪ ቤትን ናብ ካልኣይ ደብርን፣ ካብ ሓምሻይን ሳልሳይን ደብሪ ኮምፕሌክስ ህንፃ ውሽጢ ናብ ቀዳማይ ምድሪ ቤትን ካልኣይ ደብርን ንዓበይቲ፣ አናእሽተይን ንብረት አገልግሎት ብብርኪ ክልል ትግራይ ግልצי ጨረታ አወዳዲሩ ስራሕቲ ክሰርሕ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 24, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 18, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 19, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ብመሰረት ደንቢ ቑፅሪ 36/2018 ዓ.ም. ነዚ ደንቢ መፈፀሚ መምርሒ ቑፅሪ 25/2018 ዓ.ም. ንሓርበኛታት፣ ጉዳኣት ኲናት ሕክምና፣ ነቲ ተመዛበልቲ ወገናት ናብ መረበቶም ንምልሳስን ህይወትን ዳግመ ህንፀት ትግራይን ምካያድ ዘድልይ ሃፍቲ ንምትእኻብ፣ ኣብ ትሕቲ ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ መቐለ ክፍለ ከተማ ቐዳማይ ወያነ 14፣ ኣብ ክፍለ ከተማ ሰሜን 2፣ ብድምፅ 16 ንድርጅት ግልጋሎት ዝውዕሉ ንመሸጣ ዝቐረቡ ኣባይቲ ምስ ሙሉእ ሒዝቶኦም መሬቶም ንምግዛእ ድልየት ዘለዎም ውልቀ ሰባት፣ ውልቀ ነጋዶ፣ ግዚያዊ ሽርክና ማሕበር፣ ህጋውያን ማሕበራት፣ ናይ መንግስቲ ትከላት ልምዓትን ትከላት ንግድን ንኽወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 23, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 1, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/