ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመኸዳ ን2017 በጀት ዓመት ኣብ ወረድኡ ኣብ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ንዝርከባ ዝተፈላለየ ዓይነት ሞዴል ዘለወን መኻይን ሰርቪስን ዕገናን ንምግባር ናይ በዓል ሞያ ጋራጅ ግልጋሎት ንምቕራብ፣ዝተፈላለየ ዓይነት ሞዴል ንዘለወን ሞተርሳይክላት ዕገናን ሰርቪስን ንምግባር ናይ በዓል ሞያ ግልጋሎት ንምቕራብ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ(ከቕርብ) ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 2, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 15, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ጉሎመከዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 15, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ከተማና ኣፅቢ እንዳስላሴ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ቤት ፅሕፈት መሬት ካዳስረትን ቤት መዘጋጃን እፅቢ እንዳስለሴን ብሓባር ኮይና ናይ ቀዳማይ ዙረ ሊዝ ጨረታ ብመሰረት መምርሒ ሊዝ ቁፅሪ 6/2016 ዓም ንመንበሪ 85 ፐርስል : ንሕዉስዋስ 19 ፐርስል : ንትካል 2 ፐርስል ድምር 106 ፐርስል አዉፂኡ አለና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 1, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 12, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: Atsbi
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 12, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ሓፈሻዎ ሆስፒታል ዓድዋ ኣብ 2017 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ግለጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ፅሬት: መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ሕትመት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና : ናይ ምግቢ ዝተፈላለዩ ማይን ናይ ኤሌክትሪክ ፅገናን ዝዉዕሉ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 1, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 11, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 11, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ነውጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ግልጋሎት ዝውዕል: ምሸላን ጣፍን ውሱን ጨረታ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 6, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 6, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ግልጋሎት ዝውዕል ፀባን እንቋቁሖን ብግልጺ ጨረታ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 4, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 4, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 11, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 11, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክተር ዕደጋ ንሩይናንስን ንብረት ምምሕዳር ግልጋሎት ዝረኽቡ ቤት ፅሕፈታት ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ትግራይ /UNDP/ገስጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 12, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ አባፅሕ ደቂ አንስትዮ ፐርሰናል ኣይተም ብግልፂ ጨረታ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 9, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 9, 2017 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዓበይቲ ምግቢ ዓይነት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዎት ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 9, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 9, 2017 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝ/ዩ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዎት ነጋዶ ዝኾንኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 9, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 9, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ /