ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንሰን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ በጀት 2017ዓ/ም ናይ 1ይ ጡሙር ዕድጊት ንከተማ ዓ/ዓዲ ግልጋሎት ዝ ውዕል ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ፅሕፈት መሳርሒን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 25, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 26, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 26, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ራያ-ጨርጨር ካብ ናይ UNDP በጀት ንሴክተራት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ኣቕሑት ንምግዛእ ሰለ ዝደለና እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 24, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 6, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ራያ ጨርጨር
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 6, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢ ሎቱ ዝተፈላለይ አዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ናይ ፅሬት ኣቑሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 24, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 1, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 1, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ምዝገባ ወ/ኩነት ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ባትሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክገዝእ/ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 24, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 27, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 27, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ንወረዳና ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ኣቑሑት ፈርኒቸር ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሞተር ሳይክል ካብ ናይ UNDP ድርጅትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ _ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 24, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 5, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፡ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቑሑትን ናይ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 24, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 4, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 4, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኮሚሽን ኣብያት ህንፀት ክልል ትግራይ ንማእከል ቤት ህንፀት ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ : መሳርሒ ፅሕፈትን : ናዉቲ ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 23, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 14, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 14, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ትካልና ኣብ ከባቢ መሶቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ዝርከብ ክልተ ኪሚ ፀፀር መንገዲ ማይ እትርብርብ ካብ 20 ሜት ኩብ ንላዕሊ ማይ ናይ ምሓዝ ተክእሎ ዘለዎ ቦጥ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 23, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 11, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 11, 2017 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስ ተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎ ኤች ዲፒን ትቦን : ጂኤይ ትቦን መገጣጠምን: ዝተፈላለዩ ዓይነት ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስን : ናይ ፅሬት ኣቅሑትን : ናይ መኪና ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት: ናይ ኤሌክትሪክ መለዋወጢ ኣቅሑት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 23, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 7, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 8, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ደጋፍ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ንቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ደገ መብራህቲ ማለት እዉን ፓዉዛ ዝረገሐን ንፓዉዘ ተሸከምቲ ሓፃዊንን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 23, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 29, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 29, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 35,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/