ሆስፒታል ስሑል ሽረ ን2017 ዓም በጀት ዓመተ ዝተፈላለዩ ደንቢ ልብሲ: መሳርሒ ፅሕፈት : ዝተፈላለዩ ሕትመታት : ኣቅሑት ፅሬት : እስፔራት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ዝተፈላለዩ ናይ ማይ መስመራት መገጣጠሚ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 16, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 28, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዝተቀደዱ ፕላስቲክ ቀረጢት ማለት እዉን እስክራፕ ናይ ሎደር ጎማ : ዘገልገሉ ናይ ኣይሲቲ ኣቅሑት : ላሚንከስ ፕሪጅ : ሪሳይክል ፕሪጅ : ጭረት : ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ሕትመት ቀለማት ንዓማዊል ግልፂ ጨረታ ብምዉፃእ ሕጋዊ ስራሕ ፍቅዲ ንዘለዎም ተጫረቲ አወዳዲሩ ክሽይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 16, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 30, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 30, 2017 5:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ውል/ማሕበር ኣብ መቐለ ላጪ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ናይ ሰራሕተኛታት ካፌቴርያ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቋሕታት ንዘማልኡ ተጫረቲ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 16, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 1, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 1, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ኣብ 2017 በጀት ዓመት ካብ UNDP በጀት /Peace Support Facility/ (PSF) ናይ ፈርኒቸር ኣቑሑት ንምግዛእ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡ ስለዚ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 28, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ እንትጮ ኣብ ናይ 2017 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝርዝር ዝዕደጉ ንብረታት ናይ ፕላምፒንግ /ባንባ ኣቁሑን/፣እሌክትሪኒክስ ኣቁሑን ፅሕፈት መሳርሕን ኢለትርክ ኣቁሑን ኮይኖም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2017 6:05 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: እንደርታ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 28, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሓወን ኣብ ዓመት 2017ዓ/ም ንናይ ከተማና መሰረተ ልምዓት ካልኦት ግልጋሎት ትውዕል ሻንቱ ዶዘር SD32 ማሽን ዝዓይነታ ንብረት ክፅግን ስለ ዝደለየ ነዚ ንብረት መፀገኒ ዝከውን ንብረት ብግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 23, 2017 8:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 23, 2017 8:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

መቐስ ፖሊ ቴክኒክ ኮስጅ ኣብ ግቢ ውሽጢ ዝርከብ ሳዕሪ ባዕሉ ዓፂዱ ዝወስድ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፣ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 23, 2017 4:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/

ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኤንድ ዴቨሎፕመንት ኣሶሴሽን ኣብ 2016 ዓ/ም ኣብ ውሽጢ 8*(ሸሞንተ) ኣዋርሕ ዝተሰርሑ ፋይናንሳዊ ሒሳባት ብናይ ደገ ኦዲተር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለ ዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቛሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ኦዲተራት ክትጫረቱ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 21, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 21, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ኣብ 2017 ዓም ካብ UNDP በጅትን PSF በጀትን ናዉቲ ኣቅሑት ማለት እዉን ፈርኒቸር ኣቅሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 28, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ፅሬት ኣቁሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 14, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 29, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 29, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/