ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨው ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ናይ ማይ ብረትን ፕላስቲክን መገጣጠሚታትን ናይ ማይ ቆፀርቲ፣ ናይ ቴክኒክ ኣቑሑት፣ ናይ ፅ/ት መላረሒ፣ ናይ ፅሬትን ናይ ኤሌትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 27, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 11, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 11, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ፕሪንተር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 27, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 30, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 30, 2017 9:05 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ትካልና ሱር ኮንስትክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ሱር ሪል እስቲት መቐለ ፕሮጀክት ዝርከብ ሰዓሪ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 27, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 2, 2017 2:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 2, 2017 2:31 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ካብ ገበርቲ ሰናይ ዝተረከበ በጀት ንዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀምሉ ናዉቲ ቢሮ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ሞተር ሳይክል መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 27, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 8, 2017 2:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 8, 2017 2:31 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናስን ወረዳ ሰለዋ ንወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኤሌክትሮኒክስን ሞተር ሳይክልን ካብናይ UNDP ዝተመደበ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 27, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2017 2:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 5, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤትፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋናንስን ወረዳ ራያ ጨርጨር ካብ ናይ UNDP በጀት ንሴክተራት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ኣቅሑት ሐደ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑት: ክልተ ናይ ኦፊስ ፈርኒቸት ኣቅሑት : ሰለሰተ ሞተር ሳይክል ንምግዛእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 27, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 6, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ራያ ጨርጨር
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 6, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ኮምፒተርን ተዛመድትን 20000 : ናይ ኦፊስ ፈርኒቸት ኣቅሑት 20000 : ሞተር ብስክሊት10000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ መረብ ሚኢቲ ንብረት መዘጋጃ ከተማ መረብ ሚኢቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ቶታል ስቴሽን ብምልክታ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 27, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 8, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 8, 2017 10:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ጽርሐ አርያም ቅዱስ ገብርኤል ካቴድራል ኣብ ነባር ቤተ ክርስቲያን ናይ ጥምቀተ ክርስትና ዝለዓለሉ ስፍሓቱ 118 ካሬ ሜትር ዝሸፈነ ኣዳራሽ ብፕላስቲክ ኮርኒስ ንምስራሕ ናይ ጉልበት ጥራሕ ብሰብ ሙያ አወዳዲሩ ንከሰርሕ ወሲኑ አሎ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 27, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 30, 2017 12:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 30, 2017 1:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ንፊኖ ዝኸውን ፅርየቱ ዝሓለወ ደረቕ ጥረ ስርናይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 27, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 5, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /