ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ አገልግሎታት ንበጀት ዓመት 2017 ዓም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 5, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 14, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 14, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንግልጋሎት ፅሬት 20000 / ዒስራ ሽሕ ቅርሺ/ : ንፅገና ኣቅሑት ቢሮን ኤሌከትሮኒክስን: ምምላእ ቀለምን ንነብስወከፎም 5000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ኣብ 2017 ዓም ንኣብያት ፅሕፈት ወረዳ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ፅሬት: ኤሌትሮኒክስ : ኣቅሑት ቢሮ : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል: ናይ ሞተርን መኪናን ዘይቲ : መኪና ጎማን : መሳርሒ ህንፃ : ሕትመትን : ፕላስቲክ ቲዩብን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 5, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 18, 2017 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: መሳርሒ ፅሕፈት 20000 : ኣቅሑት ፅሬት ን መኪና ጎማን 5000 ቅርሺ : ኤሌትሮኒክስ 5000 ቅርሺ : ኣቅሑት ቢሮ : ዘይቲ ሞተርን መኪናን : መሳርሒ ህንፃ : ሕትመትን 3000 ቅርሽ : ንመለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል 10000 ቅርሺ : ፕላስቲክ ቲዩብን 15000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኩባንያችን መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ኃላ.የተወ የግል ኩባንያ (FSWEI ኢንድስትሪ) ከዚ በታች በሰንጠረዥ የተዘረዘሩ እቃዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ መስፈርቶች የምታሟሉ ተወዳዳሪዎች እንድትሳተፉ ኩባንያችን ይጋብዛል::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 4, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 16, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 16, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲጉዶም ካብ ስሩዕ በጀት 2017 ዓም ናይ ዝተፈላለዩ ኣብያት ፅሕፈት ማለት እዉን ኣቅሑት ፅሬት : መሳርሒ ፅሕፈት ኣናእሸተይ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 2, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 14, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲ ጉዶም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 14, 2017 3:40 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,100.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንቢሮን ንኣብት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ሀ ናዉቲ ኣቅሑት ገዛ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ለ መላዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ሐ ናይ ቢሮ ሐለዋ ግልጋሎት ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 2, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2017 8:45 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 19, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ፈርኒቸርን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ንሕድሕድ 200000 / ክልት ሚኢቲ ሽሕ ቅርሺ / : ንሐለዋ ግልጋሎት ድማ 20000 ቅረሺ / ዒስራ ሽሕ ቅርሺ/
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ስራሕቲ ሓለዋ/

ምልክታ ግልፂ ሊዝ ጨረታ ቁፅሪ 1 : 2017 ዙር ጨረታ ቀዳማይ ዓይነት ጨረታ መደበኛ ቤት ፅሕፈት ምምሕደር አጠቃቅማን ትሕዝቶ መሬትን ካዳስተር ከተማ ሽረ እንዳስለሴ 105 ፕሎት መንበሪ : 48 ፕሎት ድርጅትን ብድምር 153 ፕሎታት ናብ ተጠቅምቲ ብሊዝ ጨረታ ከመሓላልፍ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 2, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 14, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 14, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ንናይ ወረዳና ዝተፈላለዩ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ስራሕቲ ሕትመት : ኣቅሑት ፅሬት: ጎማና ባትሪን : መኪና መቀያየሪ ኣቅሑት መኪና : ኣቅሑት ኤሌክትሮነክስን : ናይ ስፖርት ዕጥቂን ብግለፂ ጨረታአወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 2, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 22, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ናዕዴር ዓዴት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 22, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2000 ቅርሺ መሳርሒ ፅሕፈት : 2000 ሕትመት : 1500 ኣቅሑት ፅሬት : 4000 መኪና ጎማና ባትሪን : 4000 መቀያየሪ ኣቅሑት መኪና : 6000 ኣቀሑት ኤሌክትሮነክስን : 1000 ስፖርት ዕጥቂን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 2, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 15, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 15, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ናይ ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ጨረታ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 2, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 7, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ማሕበር ኣክስዮን ኤሌክትሮኒክ ቴክኖሎጅስ ኣለናቴክ ናይ ሓደ በጀት ዓመት ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለኩም ውልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ንክትሳተፉ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 2, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 11, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 11, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/