ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅምብላ ናይ 2017 በጀት መደበኛ በጀት ኣብ ወረዳና ንዝርከባ ዝተፈላላያ ኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኣቅሑት ፅሬት: ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኣብዞም ዘፈራት ንዝተወፈርኵም ሑፅያት ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክሕትምን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 12, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 26, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 26, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንሕፅፈት መሳርሒ 11000 ቅርሺ :ንሕትመት ስራሕቲ 3000 ቅርሺ :ንፅሬት ኣቅሑት 3000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ፋይናንስን ንኣብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፡ኣቅሑት ሕትመት ፡ ኣቅሑት ፅሬት ፡ ዕጥቅ ስፖርት ፡ ጎማ መኪና ፡ ናይ ሞትር ሳይክል፡ ናይ ኤሌከትሮኒክስ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 12, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 21, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: መሳርሒ ፅሕፈት 10000 ፡ኣቅሑት ሕትመት 2000 ፡ ኣቅሑት ፅሬት 2000 ፡ ዕጥቅ ስፖርት 1000 ፡ ጎማ መኪና 5000 ፡ ናይ ሞትር ሳይክል 5000፡ ናይ ኤሌከትሮኒክስ 5000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ብዘት ካብ 2017 በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕልኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፡ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፡ ኣቅሑት ፅሬት ፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 12, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 29, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 29, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: መሳርሒ ፅሕፈት10000 ፡ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 5000 ፡ ኣቅሑት ፅሬት 3000 ፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ከተማ እንዳባጉና ብናይ 2017 ዓም መደበኛ በጀት ዓመት ተጠቂሙ ኣብ ከተማ ከተማ እንዳባጉና ዝረከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ሃለቅትን ቀወምቲን ንብረታት : ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ሕትመት ስራሕቲን : ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 12, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: እንዳባ ጉና
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 21, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: መሳርሒን ሃለቅትን ቀወምቲን ኣቅሑት ብሐደ 5000 ቅርሺ : ንናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳረሒታት 3000 ቅርሺ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት 2000 ቅርሺ : ናይ ሕትመት መሳርሒታት 2000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ትካልና ማሕበር አክስዮን ፋርማሲቲካል ኢንዳስትሪስ ኦሊቭ ካብ ሓምለ 1/2015 ዓ.ም ክሳብ ሰነ 30/2016 ዓ.ም ናይ ሓደ በጀት ዓመት ኦዲት ንምግባር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 16, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 16, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ዝተፈላለየ ናይ ኤለክትሮኒክስ መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 18, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት (ንብረት) ክትዕድል ስለዝደለየት::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 13, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 13, 2017 4:05 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝ/ዩ አቁሑት/ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ሕጋዎት ነጋዶ ዝኾንኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 18, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናገዛ ኣቁሑት/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ውቅሮ ደ/ከ/ስራሕ/ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ንዘለዎኦ መካይን ሰርቪስ ንምግባርን ንምዕጋን ናይ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 9, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 18, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲጎዶም ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ናይ ቢሮ ተገጣጠምቲ ኣቅሑት ማለት እዉን ፈርኒቸር ፡ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፡ኣናእሸተይ ኣቅሑትን ፡ ሞተር ሳይክል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ማለት እዉን ናይ ደገ መብራህቲ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 8, 2017 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 29, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲ ጉዶም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 29, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/ ናይ ቢሮ አቁሑት/