ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሓድነት ንክፍለ ከተማና ዘፈር ተጠቃምነት(MYC) ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ስፖርት ማተሪያላት ፤ብኣርትፊሻል ሰዓሪ ኩዕሾ ሜዳ ምንፃፍ ፤ካልኦት ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መሰረት ጌርኩም ንብረታት ኣወዳዲሩ ብጨረታ ክዕድግ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 14, 2018 (24 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ጉሎሙካዳን ኢሮብን Rehabilitation and Drilling of shallow wells ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 14, 2018 (24 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 25, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 26, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ካብ ናይ ዋንዋሽ ካልኣይ ምዕራፍ ዝተረከበ በጀት ኣብ ጣብያ ፍረወይኒ ዝርከብ ኬላ ጥዕና ወረዳ ኣፅቢ ግልጋሎት ዝዉዕል ሓድሹ ዝረገሐ መስመር መስተ ማይ ብፕረፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ሕጋወያን መስተ ማይ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 10, 2018 (28 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 17, 2018 5:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣፅቢ ወንበርታ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 17, 2018 5:55 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ጉድጎድ ማይ ኮዕቲ ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ ድንጉር ገረብ ሕዛእቲን : አየርሃይልን ክኮዕት ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 3, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣክስዮን ማሕበር ኣብ ዓዲሓ ዓይደር ክ/ከተማ መቐለ G+4(OT 6ን 7ን ) ዲዛይን ክነስርሕ ሰለዝደለና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 29, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 7, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 8, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ማሕበር ማእከለ ዕድጋ ቀለበት ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንማእከል ዘመናዊ ዕደጋ አገልግሎት ዝዉዕል ቤዝመንት G+0 ህንፃ ስትራክቸራል ሲፍቲክ ታንክ : ዋተር ታንክ :ሳኒተሪን :ኤሌክትሪክ ኮንዲትን ዝርገሐ ናይ ጕልበት ስራሕ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ነዞም ቀፂሎም ዝቀርቡ ረቆሒታት እተማልኡ ኮንትራክተራት ንክትጫረቱ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 20, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 4, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1ሚልዩን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 5,000.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ቢሮ ሕርሻ ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ትግራይ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ስራሕቲ ማለት እዉን ኣብ ወረዳ ሰዉሓ ስዕስሽ ጣብያ ሓድሾ ሂወት ተፋስስ ኪደና መህርት ዝረከብ ሞዴል ፋሳሲ ጣብያ ፈልግ ፈልሲ ጣብያ ሓፁር ምስራሕ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሓፅር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 13, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 27, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 28, 2018 3:35 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/