ልዕልተ ልዑላን ጽርሐ አርያም ቅዱስ ገብርኤል ካቴድራል ቤተክርስቲያን ቅፅሪ ናይ ኣንፈት ደቡብ ዓውደ ምሕረት ተክሊ ኣብ ዝትከሎ ቦታሓምለዋይ ልምዓት (Greenery Area) ንምልባስን ብዝተዳለወ ዘመናዊ ዲዛይን መሠረት ብሰብ ሙያ አወዳዲሩ ንከስርሕ ወሲኑ አሎ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 12, 2018 (24 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 17, 2018 12:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 17, 2018 1:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ 4 ወረዳታት ትግራይ ዝርከባ ኣብያተ ት/ቲ ኣብ 4 ሎታት ከፋፊሉ እንዳ ኩሸኔ (kitchen) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 10, 2018 (26 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 16, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 17, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ብናይ ሐደጋ ስጋኣት ቅነሳ አመራርሓ ስራሕ ሕብረት አዉሮፓ በጀት አብ አፈር ቁጠባ ንመስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ክሪሲንግ ካናል ፅገና አብ ጣብያ ማእከል ቁሸተ ሃገረሰላም ፍሉይ ቦታ ኮላሊ ማይ ሩባ ፅድያ ዝርከብ ንዉልቀ ዳኣንት ደረጃ 9 ደቀቀቅቲ ንግዲ ትካላት ስራሕቲ ማይ ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 29, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ፍሉይ ከባቢ ኣይናለም ንመሰት ዝዉዕል ጉድጎድ ማይ ከኮዕት ስለዝደለየ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋደ ክትጫረቱ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 4, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 17, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,500.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ወረዳ ኣበርገለ ዕገና ቤት ት/ቲን ተወሳኺ ክፍልታትን 2 ሎታት ከፋፊሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 2, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 11, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 12, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ አብ ከተማ አብ ዉሽጢ ጣብያ ፖሊ ንዝስራሕ ኮዕቲ ማይ አብ ዘፍር ብዝነጥፉ ደቀቅቲ ትካላት ንግዲ አወዳዲሩ ከኮዕት ስለዝደሊ በዚ ዘፈር ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 28, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 8, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 8, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 25,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ምስ France embassy ብምትሕብባር at Negash construction ተጀሚሩ ዝጸነሐ labor, technical expertise, supervision and work man ship ኣወዳዲራ ክተስርሕ ስለዝድለየት ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 24, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 27, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/