ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይ እግሪ ምትካል ክልል ትግራይ አብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ፋይል ካብኔትን ኤሌክትሪክ ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 10, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 24, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ሞተር ሳይክላት ኣጫሪቱ ክዕድግን ንስራሕቲ መስኖ መሰተ ማይ ዝዉዕላ ናይ ማይ ስተራክቸራት ከስርሕን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ፍረወይኒጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይዕድጊት ሞተርሳይክልማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ሞተር ሳይክላት ኣጫሪቱ ዕድጊት ክፍፅምን ብተወሳኪ ድማ ንስራሕቲ መስኖን መስተ ማይን ግልጋሎት ዝውዕላ ናይ ማይ ስትራክቸራት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይዕድጊት ሞተርሳይክል
ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ሞተር ሳይክል ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 7, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕድጊት ሞተርሳይክል
ንቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ እንትጮ ንቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ እታ ከተማ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 29, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ እንትጮ ከ/ስ/ት/በ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ እንትጮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ፡ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑ ፡ ሞተር ሳይክላትን ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 29, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እንትጮ ጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ግላጋሎት ቀረብ ማይ መቐለ ኣብ 2017 ዓም በጅት ዓመት ንበረት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሞተር ሳይክል ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 30, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት መዘጋጃ ዕዳጋ ዓርቢ ንቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕል ኣርባዕተ ሞተርሳይካላትን : መሳርሒታት ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 12, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዕዳጋ ዓርቢጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት ሞተርሳይክል
ኣብ ጊዘያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንቢሮና ማለት እዉን ንግልጋሎት ማይ ኣፅቢ እትዉዕል ሓንቲ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 7, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕድጊት ሞተርሳይክል
ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንቢሮና/አፅቢ ማይ ግልጋሎት ትውዕል ሓንቲ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 7, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕድጊት ሞተርሳይክል