ቤት ፅሕፈት ቀረብ መሰተ ማይን ፈሳሲን ከተማ ራማ ዝተፈላለዩ ናይ መስመር ማይ ትቦታታት :ናይ ትቦ መገጣጠሚታት :ናይ ፅሕፈትን : ፅሬትን መሳርሒታት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 13, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራማጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ንናይ ከተምኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑት : ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት : ንፅሬት ዝሕግዙ ኣቅሑትን ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዕዳጋ ሓሙስጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቐዳማይ ወያነ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት ብፐርፎርማ መሰረት ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 8, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤክትርኒክስ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 29, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
... ጣጠሚ፣ ትቦታት ፕሪንተር ኮምፒተር፣ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ፣ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት፣ ናይ መኪና ጎማ ግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 29, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ብቢ ሎቱ ይፈላላ ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቅሮ አብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ዘለዎ ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈተ ዝዉዕል ናይ መገጣጠሚ ትቦታታት: ፕሪንተር : ኮምፒተር : ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : መለዋወጢ ጎማ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 28, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 13, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ንቤት ፅሕፈታት ወረዳ ኦፍላ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ሎት ሐደ መሳርሒታት ፅሕፈት ሎት ክልተ ኣቅሑት ፅሬት አብ በጀት ዓምት 2018 ዓም ካብ መደበኛ በጀት ብጨረታ አወዳዶሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 28, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኦፍላጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 27, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሳ-ፃ-እምባጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNICEF funded project ን GBV Prevention and Response activities ድጋፍ ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 25, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኣቅርቦት ምግቢ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት