ብመሰረት እዚ ሽም ተጫራታይ ማህተም ፊርማ ኣድራሻ ክተግብሩ ይግባእ
1 በቲ ዘፈርና ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ከቅርብ ዝክእል
2 በቲ ዘፈርና ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል
3 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም
4 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ
6 ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2018 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥክመሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
7 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 24/3/2018 ዓም ክሳብ 14/4/2018 ዓም ይከዉን
8 ጨረታ 14/4/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዐለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይከፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘይተረክበሉ ሰነስርዓት ምክፋት ጨረታ ኣይተኣጎጎልን
9 ሰዓራይ ጨረታ ንዝሰዓሮ ንብረት አብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት እቲ ንብረት ከቅርብ ዝክእል
10 ሰዓራይ ጨረታ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ሓዊሱ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ የረክብ
11 ተጫራታይ በቲ ዝቀረበ መወዳደሪ ሰነድ ብባዕል ሞያ ጽሬቱ እናተረጋገፀ ኣተዊ ዝገብርን
12 ብባል ሞያ ቁቡል ዘይኮነ ንበረት ተቀባልነት የብሉን በዚ ምክኒያት ንዝፍፀም ፀገም ድማ ሓላፍነት እቲ ተጫራታይ ባዕሉ ይወስድ
13 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ማለት እዉን ንምንባብ አፀጋሚ እንተኮይኑ ካብ ዋጋ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን
14 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን በበይኑ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ልዕሊኡ ዋናን ቅዳሕን ኢልካ ብምፅሓፍ ክምእዉን ናይ ተዋዳዳሪ ሽምን ብምፅሓፍ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ኣብ ዘዳለዎ ጨረታ ክሳብ ጨረታ ዝዕፀዉ ጨረታ ምእታዉ ይከኣል
15 ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ኦፍላ ንሎትሐደን ንሎይ ክልተን ንሕድሕድ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
16 መከበሪ ጨረታ በቢሎቱ ንሎት ሐደን ክልተን ንሕድሕድ 15000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብሽም ወረዳ ኦፍላ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ካብ ሕጋዊ ባንኪታት ዝተሰርሐ ስፒኦ ወይ እዉን ብባንኪ ዝተረጋገፀ መዘዚ ክፍሊት ቼክ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ ወይ እዉን ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሪዲት ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሪዲት ከትሕዝ ዝክእል
17 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘሎ 40 መዓልቲታት ይከዉን
18 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝገዝእ ንብረት ካምኣድላይነቱ ካብ ነብስወከፈ ነፀላ ኣቅሓ ክሳብ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ከቅንስ ይክእለ እዩ
19 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0912076022 ወይድማ 0914769894
ድሕሪት