ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቅሮ አብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ዘለዎ ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈተ ዝዉዕል ናይ መገጣጠሚ ትቦታታት: ፕሪንተር : ኮምፒተር : ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : መለዋወጢ ጎማ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ መለለይ ካርድን ዋናን ቅዳሕን ዘቅርብን ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ተመዝገበቲ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለዎ ክፍሊት ግብሪ ከቅርብ ዝክእልን

2 ናይ ዝተጫረትዉ ዝርዝር አቅሑት ዝገልፅ ሕጋዊ ማህተም ዘለዎ ብክል ኮፒ ዋናን ቅዳሕን ብፖስታ ተዓሺጉ ዘቅርብ

3 ናይ መገጣጠሚ ትቦታታት ኣቅሑት ናይ ጨረታ ሰነድ ንምዕዳግ ዘይምለስ 600 ቅርሺ ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ መከበሪ 20000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል ፕሪንተር : ኮምፒተር ኣቅሑት ናይ ጨረታ ሰነድ ንምዕዳግ ዘይምለስ 400 ቅርሺ ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ መከበሪ 15000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ንመሳርሒ ፅሕፈት ናይ ጨረታ ሰነድ ንምዕዳግ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ መከበሪ 10000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል ኣቅሐት ኤሌክትሪክ ናይ ጨረታ ሰነድ ንምዕዳግ ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ መከበሪ 10000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል ንኣቅሑት ፅሬት ናይ ጨረታ ሰነድ ንምዕዳግ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ መከበሪ 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል ናይ መኪና ጎማ ናይ ጨረታ ሰነድ ንምዕዳግ ዘይምለስ 600 ቅርሺ ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ መከበሪ 20000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

8 ናይ ትቦታት መገጣጠሚ ጨረታ ሰነድ ካብ 24/3/2018 ዓም ክሳብ ክሳብ 13/4/2018 ዓም ኩሉ ግዜ ቀዳም ቅድሚ ሰዓት ሓዊሱ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ምግዛእ ይከኣል ዝዕሸገሉ ዕለት 13/4/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓሺጉ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተወዳርቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከበሉ ዝክፈት እንትከወን እንተዘይሃሊዎም እዉን እቲ ጨረታ ናይ ምክፋት መሰልና ዝተሐለወ እዩ

9 ናይ ፕሪንተር ኮምፒተተርን ኣቅሑት ጨረታ ሰነድ ካብ 24/3/2018 ዓም ክሳብ ክሳብ 13/4/2018 ዓም ኩሉ ግዜ ቀዳም ቅድሚ ሰዓት ሓዊሱ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ምግዛእ ይከኣል ዝዕሸገሉ ዕለት 13/4/2018 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ተወዳርቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከበሉ ዝክፈት እንትከወን እንተዘይሃሊዎም እዉን እቲ ጨረታ ናይ ምክፋት መሰልና ዝተሐለወ እዩ

10 መሳርሒ ፅሕፈት ጨረታ ሰነድ ካብ 24/3/2018 ዓም ክሳብ ክሳብ 13/4/2018 ዓም ኩሉ ግዜ ቀዳም ቅድሚ ሰዓት ሓዊሱ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ምግዛእ ይከኣል ዝዕሸገሉ ዕለት 14/4/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓሺጉ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተወዳርቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከበሉ ዝክፈት እንትከወን እንተዘይሃሊዎም እዉን እቲ ጨረታ ናይ ምክፋት መሰልና ዝተሐለወ እዩ

11 ንኣቅሑት ኤሌክትሪክ ጨረታ ሰነድ ካብ 24/3/2018 ዓም ክሳብ ክሳብ 13/4/2018 ዓም ኩሉ ግዜ ቀዳም ቅድሚ ሰዓት ሓዊሱ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ምግዛእ ይከኣል ዝዕሸገሉ ዕለት 14/4/2018 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ተወዳርቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከበሉ ዝክፈት እንትከወን እንተዘይሃሊዎም እዉን እቲ ጨረታ ናይ ምክፋት መሰልና ዝተሐለወ እዩ

12 ንኣቅሑት ፅሬት ሰነድ ጨረታ ካብ 24/3/2018 ዓም ክሳብ ክሳብ 13/4/2018 ዓም ኩሉ ግዜ ቀዳም ቅድሚ ሰዓት ሓዊሱ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ምግዛእ ይከኣል ዝዕሸገሉ ዕለት 15/4/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓሺጉ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተወዳርቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከበሉ ዝክፈት እንትከወን እንተዘይሃሊዎም እዉን እቲ ጨረታ ናይ ምክፋት መሰልና ዝተሐለወ እዩ

13 ናይ መኪና ጎማ ሰነድ ጨረታ ካብ 24/3/2018 ዓም ክሳብ ክሳብ 13/4/2018 ዓም ኩሉ ግዜ ቀዳም ቅድሚ ሰዓት ሓዊሱ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ምግዛእ ይከኣል ዝዕሸገሉ ዕለት 15/4/2018 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ተወዳርቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከበሉ ዝክፈት እንትከዉን እንተዘይሃሊዎም እዉን እቲ ጨረታ ናይ ምክፋት መሰልና ዝተሐለወ እዩ

14 ተወዳደርቲ ሰነድ ጨረታ ምስትከፈተ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ናይ ቅሬታ ምቅራብ መዓልቲ ይከዉን ድሕሪ ክልተ መዓልቲ ድማ ዉዕሊ ምእሳር ይከዉን ተወሳኪ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ዋጋ 10 ሚእታዊ ብስፒኦ ኣትሒዞም የቅርብ ዉዕሊ ይእሰር

15 ኩሉም ዓይነት ንብረት ብዝተቀመጠ ግዜ ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእልን እቲ ነብረት ብባዕል ሞያ ምስተረጋገፀ አታዊ ዝግበር ምካኑ ብናይ ባዕሉ ዋፃኢ ናብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቅሮ ከምፅእ ዝክእልን

16 ኩሎም ዓይነት ንብረታት 20 ሚእታዊ ካብቲ ዝተሸነፈ ንብረት ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰልና ዝተሐለወ እዩ

17 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0964534336 / 0914722968 / 0914163991

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s