ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡:ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 23, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2018 09:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮ ጉዳያት ኮምኒኬሽን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንቢሮና ዝሕተም መቃልሕ ጋዜጣ ናይ ተሽከርከርቲ ፅገና ጋራጅን ብግልፂ ጨረታ ክወዳደር ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጳጉሜን 5, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 8, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ተሽከርካሪናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ን 2018 ዓም በጀት ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ :ሕትመት :ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑት : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት : ዕጥቂ ስፖርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጳጉሜን 5, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 14, 2018 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣሕፈሮም ጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ስለዝደሊ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 3, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ 5, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ማሕበር ኣክሰዮን ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ-ግዕዝ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ሕትመታት ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 3, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 9, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ከምዝተገለፀ ቢሮ ጉዳያት ኮሙኒኬሽን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ብቢሮና ንዝሕተም መቓልሕ ጋዜጣን ናይ ተሽከርከርቲ ፅገና ገራጅ ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ይደሊ፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 28, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 8, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ተሽከርካሪናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ ሕትመት ስራሕ ውዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 12, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 14, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ጉዳይ መንኣሰይ ክትግራይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 21, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 24, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ማሕበር ደቂኣነስትዮ ትግራይ ምስ ብሄራዊ ሎተሪን ቤተይ ቴክኖሎጂን ብምትሕብባር ንዘዳለዎ ናይ ቶምቦላ ሎተሪ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኣዋዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 18, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 25, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንተጠቀምቲ ናይ ፅቋር ደፍተር/ Saving Book/ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 15, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ