ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ካብ ካሊእ በጀት ኤሌከትሮኒክስ ኣቅሑትን : ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ካብ ስሩዕ በጀት ዝተፈላለዩ ሕትመታት ካብ ሲፍቲኔት በጀት ናይ መኪና ጎማ ምግዛእ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ንምግዛእ ወይድማ ንምሕታም ብምድብ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮ ፋይንስን ምትሕብባር ሃፍትን ካብ Calm በጀት ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ መደበኛ በጀት ዝተፈላለዩ ሕትመታት ካብ ሴፍትኔት በጀት ናይ መኪና ጎማ ንምግዛእ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ንምግዛእ/ንምሕታም ብምድብ/LOT/ መቒሉ ማለት እውን፡- ምድብ-HOT-1- ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት፣ ምድብ-2/LOT-2 - ናይ ዝተፈላለዩ ሕትመታት ምድብ-3/LOT-3፡- ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ምድብ-4/LOT-4- ናይ መኪና ጎማ ኣቑሑት ክገዝእ/ከሐትም ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ብሁፁፅ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትነት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉእሉ ንብረታት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ካስርሕን ስለዝደሊ ዝምልከተኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንፅውዕ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 28, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ባነር ሕትመት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ኣሰሩ ግልጋሎት ክገዝእ ይደሊ:: ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 24, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮ ትራንስፖርትን መራክብን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ንቢሮ ግልጋሎት ናይ ህትመት ዉፅኢታት ሎት ሐደ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ክልተ ካብ ሕጋዊያም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 8, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ሕትመት ኣቁሑትን
... ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 20, 2017 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ሩይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ዳገመ ህንፀትን ሕየትን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ባነር ሕትመት ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 20, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 20, 2017 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፍርዲ ወረዳ ፃዕዳ እምባን ከተማ ፍረወይንን ኣብ ዓመት 2017 ዓ\ም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤለትሮኒክስ ኣቑሑት፣ ሕትመት፣ ዝተፈላለዩ መሳሪሒታትን ካልኦት ሃለቕቲ ኣቑሑትን ብግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 3, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ፍረወይኒጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ቢሮ አቁሑት