ከተማ ሸራሮ ምምሕዳር ጣብያ ሐየሎም ኣብ ጣብያና ፅሩይ ዝስተ ማይ ክዝርግሕ ስለዝተደለየ ነዚ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማይ ብንቦ ብናይ ገባሪ ሰናይ ልምዓት ፕሮጀክት ድጋፍ ማለት እዉን ናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ምላሽ ፕሮጀክት ክልተ ወይ ድማ DRDIB2 በጀት ዝዕደግ ብከባቢያዊ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 17, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ፃዕዳ እምባ ናዉቲ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን :ናይ ፖሌቴን ቲዩብ ማለት አዉን ናይ ፈልሲ ጣብያ መሳርሒ ሕርሻ : ዝረገሐ ማይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ትቦታትን ኣቅሑትን መገጣጠምን :መድሓኒት እንስሳን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 1, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትንኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ካብ ናይ ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ፕሮግራም PSAP5 በጀት ዝክፍል ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ገጠር ወረዳ ታሕታይ ኣደያቦ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ: ኣቀሑት ፅሬትን :መለዋወጢ ኣቅሑት ማይን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 5, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ኣድያቦጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቁሑት ፣ ናይ ፖሊትን ትዩብ(ናይ ፈልሲ ጣብያ መሳርሒ ሕርሻ)፣ ንዝርግሐ ማይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ትቦታትን መገጣጠሚኦምን (HDPE & Fittings) ን ናይ እንስሳት መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 29, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሳ-ፃ-እምባጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትንኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ኮሌጅ ሕርሻ ማይጨዉ ነቲ ኮሌጅ አገልግልት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት :ናዉቲ ሕክምና : መድሓኒትን :መሳርሒ ህንፃን :መለዋወጢ ኣቀሑት መኪና : ናዉቲ ኤሌክትሪክ : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : ዘርኢ ኣሕምልትን : ፀረ በልዕን : ኣቅሑት ማይ ናዉቲ ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወደዳሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 2, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናኬሚካልን ሪኤጀንትናይ መድሓኒት ምህርቲናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ _ ስለዝደሊ _ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 14, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓ/ዓዲ 2017 ዓ/ም ንኣጠቓላሊ እቲ ዓመት ስራሕ መካየዲ ግልግሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ማይ ትቦን መገጣጠምን ፣ ናይ ኤለክትሪክ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 5, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ለምለም ካርል ሆ/ል ማይጨው ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት፣ ፅሕፈት፣ ናይ ማይ ኣቅሑ ብጨረታ መሰረት ኣወዳድሩ ከገዝእ ይደሊ ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 21, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ኣብ ግዘያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ ጂሴፍ ብዝተረከበ በጀት ወረዳ ፃዕዳ እምባ ጣብያ ፍሉይ ቦታ ተካ ተስፋይ ከተማ ከባቢኣን ንዝርከብ ሕብረተሰብ ዝዉዕል ዓሚቁ ጉድጎድ ሲስተም ዘድሊ ሶላር ፓምፕ ኤሌክትሮ መካኒካል ዕደጋ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 23, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዉቅሮ ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ናይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ፓንፕ ምስ መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 22, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ