ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንግድብ ገረብ ሰገን ዕገና ዝውፅል (V-Bet SPA-2120) ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደለ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንግድብ ገረብ ሰገን ፅገና ዝውዕል (Aluminium Ladder & Greas Gun double bar High pressure Greas Gun ) ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደለ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ማይ ከተማ ዕደጋ ሓሙስ መበየዲ ፕላስቲክ ትፖ ማለት እዉን ዊልዲንግ ማሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 24, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2016 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብ ሲኣርጂ ብዝረከቦ በጀት ንወረዳ ፃዕዳ እምባን ታሕታይ ቆራሮን ንመሰት ማይ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መቃያየሪ ኣቅሑት አፍሪዴቭ ሃንድ ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 22, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 5, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
አብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ CRG ብዝረኸቦ በጀት ንወረዳታት ፃዕዳ-እምባን ታሕታየ ቆራሮን ንመስተ ማይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መቀያየሪ | አቁሑት ኣፍሪዴቭ ሃንድ ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 21, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 5, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኾኒ ንቤት ፅሕፈት ዘገልግል ናይ ማይ ናውቲ ኣቁሑት ማለት እውን HDPE Pipe& Fiting, GS Fiting Plumping Toolsመጋጥምን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ዝተዘርዘሩ ረቓሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 19, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ሰነ 23, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መኮኒጨረታ መደብ:ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ካብ ገባሪ ሰናይ ፕረጆክት ልምዓት ምላሽ ፅዕንቶ ስደተኛታት ዝረከቦ በጀት ሐደ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ምምሕዳር ጣብያ ሙሴ : ምምሕዳር ጣብያ ሰድርን ንዝርጋሕ ፅርይ ዝስተ ማይ ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት ቡንባ ማይ ካልኣይ : መለዋወጢ ኣቅሑት ፅሬት ማለት እዉን ሳኒተሪ : ሳልሳይ መሳርሒ ህንፃን ፕላስቲክን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 10, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 15, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ንማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ንብረት ማለት ናይ ፅ/መሳርሒ ናይ መኪና ስፔር ፣ ናይ ማይ ኣቁሑት፣ ናይ ኤሌትሪክ ኣቁሑትን ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 5, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 7, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስን ማይ ረቶን ኣቁሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 26, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 28, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ኣብ ጣብያ ኣልጋነሽ : ጣብያ ሙሴ : ጣቢያ ሰድርን ዝበሃላ ጣቢያታት መስመር ፅሩይ ዝስተ ማይ ክዝርግሕ ስለዝደለየ ነዚ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለየ ኣቅሑት ባንቦ ናይ ገባሪ ሰናይ በጀት ናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ምላሽ ፕሮጀከት ክልተ ወይ እዉን DRDIP 2 በጀት ዝዕደግ ብከባቢያዊ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 22, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ