ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨው ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ናይ ማይ ብረትን ፕላስቲክን መገጣጠሚታትን ናይ ማይ ቆፀርቲ፣ ናይ ቴክኒክ ኣቑሑት፣ ናይ ፅ/ት መላረሒ፣ ናይ ፅሬትን ናይ ኤሌትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
... ሰገን ፅገና ዝውዕል ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 27, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ህንፃ መሳርሒ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ሕጋዋ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 22, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 24, 2017 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ንብረት(Water Stop GIS) ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 22, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 24, 2017 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ኹሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን2017ዓ.ም ንመስርሕን መፀገንን ዝውዕል ናይ ቧንቧ መሳርሒ ክንገዝእ ስለዝተደለየ ዓይነት ናይ ቧንቧ (ሜንቴናንስ) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንገዝእ ስለዝተደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 22, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 23, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኩሓጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ትካልና ይሓ ሪስ-እስቴት ዘስዉዎ ዝተፈሳስቦ ናውቲ ህንፃ መሳርሕን ማይ ኣቁሑትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከሸጥ ስስዝደስየ ድሴት ዘስኩም ዓደገቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 22, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 1, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
... ኛ ናይ ብየዳ ስራሕ ፕሮፎርማ ኣዳዲሩ ክስርሕ (ይ)ስለ ዝደሊ ኣብ ኣብዚ ጨረታ ትወዳደሩ ትደልየ ነ'ዶ ዝስዕብ ትኣ ክማልእ ይግባእ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 16, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ እንትጮ ኣብ ናይ 2017 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝርዝር ዝዕደጉ ንብረታት ናይ ፕላምፒንግ /ባንባ ኣቁሑን/፣እሌክትሪኒክስ ኣቁሑን ፅሕፈት መሳርሕን ኢለትርክ ኣቁሑን ኮይኖም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 06:05 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እንደርታጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ከዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 13, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ንብረት (ህንፃ መሳሪሒ) ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2016 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን