ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 4/2017 ዓ/ም
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንግድብ ገረብ ሰገን ዕገና ዝውዕል ንብረት ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 21616/ቸ/መ/ማይ ዕለት 22/12/2016 ዓ.ም ብኣውራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።
-ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ
-ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር
- ግብሪ ከፋሊ /TI/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል
- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን
- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር
-እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::
ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | Aluminium Ladder 3.5Meter Max Load 80KG product A-Shape Aluminium Lader | Pcs | 1 | |||
2 | Greas Gun double bar High pressure Greas Gun LH-2628 Capacity 600CC 12000 PSI | Pcs | 3 | |||
ጠ/ድምር |
ምስ ሰላምታ
N.B
ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃኑ ንሕብር።
ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 29/12/2016 ዓ.ም ክሳብሪ 01/13/2016ዓ/ም
እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ
ኣድራሻ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335
ድሕሪት