ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ዘገልገሉ መሳርሕታት ሕርሻ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን፣ ሓፂን መፂንን፣ ብሓራጅ ንተጠቀምቲ ኣጫሪቱ ክሸየጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 24, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራያ አላማጣጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ትራንስ ኢ/ያ ሃ/የተ/የግ/ማሕበር በመቀሌ ዋናዉ መ/ቤት ግቢ የተገኝትን ያገለገሉ የትልቅ መኪና ጎማዎች ፣ ካላማደርያዎች ፣ ፋላፖች ባትሪዎች ፣ ፊልትሮዎች ፣ በጨረታ ኣወዳድሮ መሸጥ ይፈልል ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 18, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ኣብ ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ፍልፍሎም ዘይተፈለጡ ካብ ዘይሕጋዉያን ነጋዶ ሓደሽቲ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ጫማታት ክዳዉንቲ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ካልኦት ካብኔ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ብዕለት 05/01/2012 ብቁፅሪ 80/ክ/ክ/ቀ/ወ ንክጫረቱ ዝወሰናዮ መሰረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 22, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ ዝዉገድ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 11, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቢሮ ሃፍቲ ማይ ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላለየ መኽዘን ዝርከብ ንብረት ዝርኸብ ማለት እዉን ኣብ ሓመድ ላብራቶሪ ካባቢ ዝርከብ ናይ ሓመድ መመርመሪ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ምድብ 1 ኣብ ዎርክ ሾፕ ከባቢ ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ ዝርከብ ዝተፈላለዩ ናይ ማይ መስተ ኣቅሑት ምድብ 2 ኣብ ናይ ቢሮ ጋራዥ ከባቢ መክዝን ጉና ዝርከብ ዝተፈላለዩ ናይ ሰርቪንግ መሳርሒ ንብረት ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት መካይንን ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ሳልቫጅ ኣቅሑትን፣ ምድብ 3ተ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሸይጥ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 21, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
የኢትዮጵያ ልማት ባንክ መቀሌ ዲስትሪክት ለኪዳነ ተክሉ እና ዘርኡ አብረሃ አትክልትና ፍራፍሬ እርሻ ልማት ሕ/ሽ/ማሕበር ለሰጠው ብድር አመላለስ በመያዣነት የተያዘውንና በአዋጅ ቁጥር 97/90፣ 98/90 እና 216/92 መሠረት የተረከበውን ሞዴል NPR71፣35 ኩንታል የሚጭን አይሱዙ የጭነት ተሽከርካሪ በድርድር ጨረታ አወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋልዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 1, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 7, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ሓራጅካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ኢንስቲት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዘወገዳም ንብረታት ፣ ኣዲስ ጎማ ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ቁርፅራፅ ሓፂን መፂንን ቆርቆሮ፣ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 28, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንካዛ ናይ ካፒታል ኣቅሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣክስዮን ማሕበር ብጨረታ ሸይጡ ገንዘቡ ንምምላስ ብዝሃቦ ሓላፍነት መሰረት ኣብ ኣርባዕተ ከተማታት ዝርከባ 3 መሰረታዊ ናይ ብረታ ብረት ፋሌክሲብል ዎርክሾፓትን 1 ናይ ብረታ ብረት መቕለጢ ፍሌክሲብል ዎርክሾፕ ፕሮጀክትታት ምስ ሸዱ ብግልፅ ጨረታ አወዳዲሩ ንዉልቀ በዓል ሃፍቲ ብሽያጭ ምትሕልላፍ ይደሊ እቶም ወርክ ሾፓት ዝርከብሉ ቦታ ድማዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 28, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 9, 2012 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ብርክት ዝበሉ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ዝኮኑ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 28, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 7, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር መቐለ መንገዲ ስራሕቲ ፕሮጀክት ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ማለት እዉን ዘገልገለ ናይ ባህር ዛፍ ፣ ናይ ሞራሌን ፕላይ ዉድን ቁርፅራፅ ዕንፀይቲ ፣ ዝተፈላለዪ መጠን ዘለዎ ናይ ተንዲኖ ቁርፅራፅ ብረት ንዉሓት 80ሲንትሜትርን ካብኡ ንታሕቲ፣ ናይ ስሚንቶ ከረጢት፣ ናይ ዘይትን ግሪስን በርሚል ፣ ናይ ካርታመ በርሚል 3450፣ ናይ ፕራይም MC-30 በርሚል350፣ ዘገልገለ ባትሪ 60A, 70A 150A፣ ዘገልገለ ጎማ 12*20፣ ዘገልገለ ጎማ 14*24 ፣ ዘገልገለ ጎማ 23.5*25 ፣ ዘገልገሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ፣ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 27, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 16, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ