ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንካዛ ናይ ካፒታል ኣቅሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣክስዮን ማሕበር ብጨረታ ሸይጡ ገንዘቡ ንምምላስ ብዝሃቦ ሓላፍነት መሰረት ኣብ ኣርባዕተ ከተማታት ዝርከባ 3 መሰረታዊ ናይ ብረታ ብረት ፋሌክሲብል ዎርክሾፓትን 1 ናይ ብረታ ብረት መቕለጢ ፍሌክሲብል ዎርክሾፕ ፕሮጀክትታት ምስ ሸዱ ብግልፅ ጨረታ አወዳዲሩ ንዉልቀ በዓል ሃፍቲ ብሽያጭ ምትሕልላፍ ይደሊ እቶም ወርክ ሾፓት ዝርከብሉ ቦታ ድማ

1 ተጫረቲ ካብ 24/2012ጀሚሩ ዘይምለስ 200 ብር ብምኽፋል ክሳብ መጋቢት 09/2012 ጨረታ ሰነድ ካብ ካዛ ካፒታል ኣቅሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣክስዮን ማሕበር ደደቢት  ህንፃ መሬት ግራዉንድ ኣብ ዘሎ ክሳብ ሰዓት 6፡00 ቢሮ ቁፅሪ 4 ብምምፃእ ምግዛእ ይካኣል

2 ናይ ጨረታ መኸበሪ ናይቲ ዎርክሾፕ መበገሲ ዋጋ 5% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ድማ ኣብ ቅድመ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከትሕዙ ዝኽእል

3 እቲ ጨረታ መጋቢት 09/2012 ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ኣብ ካዛ ናይ ካፒታል ኣቅሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣክስዮን ማሕበር ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ዝኽፈት እንትኸዉን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም እንተዘይተረኪቦም እዉን እቲ ጨረታ ምክፋት ኣይተዓቀፍን

4 ናይ መሬት ሊዝ ዋጋ በቲ ናይ ሕድሕድ ከተማሊዝ ዋጋ በቢ ዓመቱ ንምክፋል ፍቃደኛ ዝኮነ

5 ኣብቲ ጨረታ ኣሸናፊ ዝኮነ ትካል ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ብባንኪ ብዝተረጋፀ ስፒኦ ብምትሓዝ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝኽእል

6 ሰዓራይ ዝኮነ ትካል ዘሸነፎም ዎርክሾፓት ኣብ 30 መዓልቲ ዉሽጢ ጠቕሊሉ ክኸፍል ኣለዎ

7 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 00 82 /09 14 73 20 88/09 14 12 87 03

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s