ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘርሁን ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ንመላእ ነበርቲ ንግዲ ማሕበረሰብ ብግልፂ ጨረታ ክሸይጥ ይደሊዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ዘገልገሉ ወንበር ጠረፔዛታት፣ ዝተፈላለዩ ጨርቃ ጨርቅን፣ ባሕር ዛፍዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለዩ ቤት ትምህርቲን ሴክተርን ኣብያተ ፅሕፈትን ኣብ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓዊ ዝርከብ ዝተፈላዩ ዘገልገሉ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ሓፂን መፂንን ብዝሒ ዝበለ ናይ ተምሃሮ ዴስክን ናይ መኪና ጎማታትን ቅያራትን ክትገዝኡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ጨረታ ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ኣብ ዉሽጢ ዝርከብ ዝተቃፀለ ዘይቲ ስለዞሎ ክትጫረቱ እትደልዩ ናብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ም/ን ብምምፃእ ክሳብ ዕለት 20/05/2012 ሰዓት 10፡00 ክተቅርቡ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 20, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ዓዲ ረመፅ ዓዲ ሕርዲ ባዕከር መንገዲ ዛሬማ ግድብን ኣብ ማይ ሑመራ ስራሕ ዝብ ዘርሖ ዘሎ ፕሮጀክት ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዘገልገሉ ናይ ዘይቲ፣ ግሪስ እና ካርታመ በርሚል፣ ዝተፈላለዩ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መኪና ጎማ ዘገልገሉ ናየ ሎዶር ጎማ ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ መኪና ባትሪ ብጠጠዉ ዘሎ ቆርቆሮ ገዛ ምስ ፅንፀይቱ ፣ ቁርፅራፅ ቴንዲኖ አና ካልኦት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 23, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
በኤጄንሲ ማዕድንና ኢነርጂ ክልል ትግራይ ባዮ ጋዝ ፕሮግራም ማስተባባሪያ ዩኒት የገለገሉ የፅሕፈት መሳርያ ፣ የመኪና ስፔሮችና ጎማዎች እና የኮንስትራክሽን እቃዎች በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ለመሸጥ ስለሚፈልግ ህጋዊ ነጋዴ የሆናቸህ እንድትወዳደሩ ይጋብዛል ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 23, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ዝዉገዱ ዘገልገሉ ንብረታት ናይ መኪና ጎማን ስፔር ፓርት ፣ ኤሌክትሮንክስ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 25, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ኣብ ፖሊ መቐለ ቴክኒክ ኮሌጅ ግቢ ዉሽጢ ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ዝዉገዱ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 2, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ናይ ቦክራ ዩኔየን ኩለመዳይ ሕ/ስ/ማሕበር ንብረት ዝኾና ዘገልገላ ሓንቲ ናይ ደረቅ ፅዕነት ኣይሱዙ መኪና ሓንቲ ትራክተር ፈረስ ጉልበት 40 ዝኾነት ሓንቲ ትራክተር ፈረስ ጉልበት 30 ዝኾነት 10+ ትሬኻራት/ዓዉዲ መኸዲ/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 22, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ሬዳዋ ሞተርስ ኢንዱስትሪ ሃላ/የተ/የግ/ማሕበር መቐለ ቅርንጫፍ ፅሕፈት የተለያዩ ብረቶችና ብሎኖች በዝግ ጨረታ ኣወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋል ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 9, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ንብረትነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ህ.ወ.ሓ.ት ዝኾነ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ብሓራጅ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸዉጥ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 29, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ