ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላየ ዘገልገለ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትዠደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 1, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 7, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ጣብያ ማይ ካድራ ፍሉይ ቦታ ከባቢ ሂወት ሕርሻ ዝርከብ ፀፀር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 13, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቃፍታ ሑመራጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝርከቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ብርኪ ደረጃ ዘለዉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፣ ናይ ግድግዳ ቀለማት ፣ ሳኒተሪ ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎምናይ ዱንካናት ብረታትን ሻራታትን ፣ ኤሌክትሮኒክስ ሞተር ሳይክልን ካልኦት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 8, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ፋፂ ኣብ መኽዝን ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዝተኣከቡ ዘገልገሉ ንብረታት ከም ናይ ማይ ቱቦ ፣ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 10, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ፋፂጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ካዛ ካፒታል ኣቅሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣ/ማ ቅድም ክብል ብክራይ ሊዝ መልክዕ ተወሲዶም ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሑት ማለት ቫይቭሬተር ቴብል ትራንስፖርት ወገን ፕሪካስት ሞልድን ሚክሰርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 9, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ በመምርሒ ምምሕዳር ንብረት ብሄራዊ ክልላዊ መንግቲ ትግራይ በዝፈቀዶ መሰረት ዝተፈላለዩ ዝዉገዱ ንብረታት ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 9, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ክፍለ ከተማ ሓድነት ትልምን ፋይናንስን ዝተፈላ ዓይነታት ዘገልገሉ ኮምፒተራት ፕሪንተራትን ዝተፈላዩ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ሓደስቲ ክዳዉንቲ ካልኦት ዘገልገሉ ኣቅሑት ብጨረታ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ካብ ዘለዉዎ ዘገልገሉ ኣቅሑት ማለት ትቦ ብረት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ማይ ቆፀርቲ፣ ናይ ሞተርን መኪናን መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ ጀነሬተራት ፣ ሓፂን መፂንን ፣ ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝርከቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ብርኪ ደረጃ ዘለዉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፣ ናይ ግድግዳ ቀለማት ፣ ሳኒተሪ ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎምናይ ዱንካናት ብረታትን ሻራታትን ፣ ኤሌክትሮኒክስኸ ሞተር ሳይክልን ካልኦት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ዝዉገዱ ንብረታት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ደቀቅቲ ናዉቲ፣ ስፔር ፓርት ፣ ኣዲስ ጎማ ፣ ብርጅ ስቶን ጎማ ናይ መኪና ዲኮር፣ ናይ ፔጆ ጎማ ናይ ጆሊ ጎማብሓራጅ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ