ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላየ ዘገልገለ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትዠደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

1 መኸበሪ ጨረታ ብር 1000 ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል

2 ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 ተኸታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ገንዘብ ኣታዊ ገይሩ ክወስድ ዝኽእል

3 ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ገንዘብ ኣታዊ ገይሩ ንብረት እንተዘይወሲዱ ንመኸበሪ ጨረታ ዘትሕዞ መጠን ገንዘብ ናብ መንገስቲ ኣታዊ ይግበር

4 ንመሸጣ ዝተዳለወ ዝርዝር ንብረት ካብ ኤጄንስና ምዉሳድ ዝክእሉ ኮይኖም ካብ ዕለት 28/02/2012 ዓ.ም ክሳብ 07/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ዝርከብ ሰናየ ዘበን ህንፃ 5ይ ደብሪ ከተቕርቡ ትኽእሉ

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 07/03/2012ዓ/ም 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ተወዳደርቲ ኣብ ዝተረከብሉ ዝክፈት ኮይኑ ተወዳደርቲ እንተዘይተረኪቦም እዉን ጨረታ ምክፋቱ ኣይተኣጋጎልን

5 ኤጄንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ - ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ኣብ ዝርከብ ሰናይ ዘበን ህንፃ 5ይ ደብሪ ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ወይ

ብቁፅሪ ስልኪ 03 42 40 00 09 ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s