የኢትዮጵያ ቤተሰብ መምሪያ ማህበር ሰሜን ኣካባቢ ፅ/ቤት በድርጅቱ ውስጥ የሚገኙ የተለያዩ ያገለገሉ የመኪና ጎማዎች ፣ በፕሮፎርማ ኣወዳደሮ ለመሸጥ ይፈልጋል።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 25, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓ.ዝተ.ው.ማሕበር ዘገልገለ ሪሳይክል 2 ሚኢቲ ሽሕ ኪ.ግ /ታርጂ 50 ሺሕ ኪ.ግ ስራሕ ፍቃድ ንዘለዎም ተጫረትቲ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ስለዝኾነ እዚ ዝስዕብ ረቋሒታት ዘማልኡ ታጫረትቲ ንክጫረቱ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 25, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ኣብ መቐለ ፒሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ግቢ ዉሽጢ ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዓይነት ሳዕሪ ተዓፅዱ ዝተኮመረ፣ ቁርፅራፅ ሓፂንን ቴንዲኖን ፣ ቁርፅራፅ ጣዉላን ብፐሮፎርማ ክሸይጥ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 30, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላዩ ስቶራትን ቀፅሪ ግብን ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ሓፂነ መፂንን ተንዲኖን በዝሕ ዝበለ ናይ መኪና ጎማታትን ቅያራትን ስፔራትን ኮንፒተራትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመኸዳ ኣብቲ ወረዳ ዝርከቡ ካብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ዝተኣከቡ ኣብ ኣጎልግሎት ክዉዕሉ ዘይክእሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረት ብጨረታ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትጫረቱ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ጉሎመከዳጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ክፍለ ከተማ ሓድነት ትልምን ፋይናንስን ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዘገልገሉ ኮምፒተራት ዘገልገሉ መፃሕፍትን ዝተፈላለዩ ካልኦት ዘገልገሉ ኣቅሑትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 24, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ማእኸል ቤት ህንፀት ራያ ኣላማጣ ኣብ ልምዓት ቦትኡ ዘፍሮዮ ፃዕዳ ጣፍ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 25, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ዉሽጢ ዝርከብ ዝተቃፀለ ዘይቲ ስለዘሎ ክትጫረቱ እትደልዩ ናብ ደጋፊ ከየዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ብምምፃእ ክሳብ ዕለት 14/06/2012ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ቅ/ሰዓት እቲ እትጫረትዎ ዋጋ መሊእኩም ክተቅርቡ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 14, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
መከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ መቀለ ሪፌራል ሆስፒታል ፕሮጀክት ያገለገሉ የኬብል መጠቅለያ ጣዉላ ፣ ቁርጭራጭ እንጨት ፣ ቁርጭራጭ የኣርማታ ብረት ፣ ቅርጭራቅጭ ቆርቆሮ ኣወዳድሮ ለመሸጥ ይፈልጋል ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 30, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 3, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
የቤትና ቦታ የሽያጭ ጨረታዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 28, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 27, 2012 12:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ