ማሕበር መምህራን ክልል ትግራይ ዘገልገለት ማርቸዲስ ሞዴል 290GD መኪና ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 1, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ብመሸጣ ንብረት ከወግድ ስለዝደለየ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 1, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 10, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓ.ዝተ.ው.ማሕበር ዘገልገለ ሪሳይክል 2 ሚኢቲ ሽሕ ኪ.ግ /ታርች30 ሺሕ ኪ.ግ ጭረት 10 ሺሕ ስራሕ ፍቃድ ንዘለዎም ተጫረትቲ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ስለዝኾነ እዚ ዝስዕብ ረቋሒታት ዘማልኡ ታጫረትቲ ንክጫረቱ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 29, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 4, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ሰሜን ሪጅን ኢትዮ ቴሌኮም ያገለገሉ ብረቶች ፣ ወንበሮች ፣ ጠረፔዛዎች ፣ የመስኮት በሮች እና የብረት መዝጊያዎች በሚገኝበት ቦታ ማይጨዉ ፣ ኮረም ፣ ኣላማጣ እና ሞኾኒ ፣ ባሉበት ሁኔታ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋል ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 28, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ዘገልገለ ንብረት ናይ መኪና ጎማ ፣ ፕሪንተር፣ ኮምፒተር ፣ ምስ ሙሉእ ኣክሰሪኡ ፣ ናይ ጋሻ ወንበር ፣ ተሽከርካሪ ወንበርን ፣ ሴክሪታ ወንበር ፣ ባትሪ ናይ መኪና ፣ ካላማደርያ ዝተፈላለየ ሓጭን መጭን አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተረርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 28, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
የኢትዮዽያ ገቢዎች ጉምሩክ ባለ ስልጣን መቐለ ቅ/ጽ/ቤት በመቐለ የሚገኙ የተለያዩ እቓዎች በሃራጅ ጨረታ ባልበት ሁኔታ ኣወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋልዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 26, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 3, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ትካል መቐለ ኦርቶ ፊዝዮ ቴራፒ ማእኸል ተረፍ ምህርቲ ዝኾነ ፕላስቲክ /poly propeplyne/ ንነዊሕ ዓመታት ክእከብ ዝፀነሐ ብሕጋዊ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 25, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 27, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኣብ ግቢ ትምህርቲ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቕሑት ከም ጣዉላ ፣ ሎከራት ፣ ሓፂን መፂንን፣ ካልኦትን ዝኣመሰሉ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ስለዝኮነ ድማ ካብዚ ንታሕተ ዝተረዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ዝምልከቶም ኣካላት ክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 24, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 29, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ናይ ቶዮታፒክ ኣፕ ፣ ፓራዶ መኪና ናይ መኪና ጎማ ፣ ስፔር ፓርትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሽይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 21, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 24, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ዓዲ ሕርዲ ዛሬማ ግድብን ኣብ ማይ ሑመራ ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዘገልገሉ ባዶ በርሚል፣ ብጠጠዉ ዘሎ ቆርቆሮ ገዛ ምስ ፅንፀይቱ፣ ቁርፅራፅ ቴንዲኖ፣ ናይ መኪና ባትሪ፣ ዘገለግለ ናይ መኪና ስፔር ፓርት፣ ጎማን ካልኦት ዝተፈላለዩ ንብረታትን ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 21, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 24, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ