ዓለም ለኸ ባንኪ አንበሳ ማ.ኣ ቤት ፅ/ሕፈት ሰሜን ሪጅን ዝተፈላለዩ ዘገልገለ ናይ መኪና ጎማታት ከምኡ ውን ባትርታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 4, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2016 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 10, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ሄዎ ሆስፒታልዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሽይጥ ስለዝለየ በዚ መሰረት ክትገዝኡ ትደልዩ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 26, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 5, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ፅሕፈት ቐረብ መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ራማ ኣብ ዉሽጢ ቀፅሪ ቤት ፅሕፈቱ ዝርከብ ካብ ግልጋሎቱ ዋፃኢ ዝኮነ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም ትቦ ሓፂን : ቆፅርቲ ማይ : ዝተፈላለዩ ቁራፅ ቁራፅ ሓፂነ መፂንን ብግልፂ ሓራጅ ጨረታ አወዳዲሩ ክሽየጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 25, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ኢንተርፕራዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ዘይጠቅሙን ሐደሽትን መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን ከምእዉን መሳርሒ ኮንስትራክሽን ማለት እዉን ፀፀር ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 12, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 26, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና/ማሺን ምሻጥካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለያ ሴክተራት ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ዝረከብ ዝተፈላለይ ዘገልገለን ብፀላእቲ ዝተሰበረን ናይ ቢሮ ኣቅሑት/ ፈርኒቸራት / ኤሌክትሮኒክስን ማለት / ኮምፒተር :ላፕቶፕ :ፎቶ ኮፒ ማሽን : ፍርጅ ከምእዉን ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ቅያር ስፔር ጎማ ባትሪ አሉሙኔም ቆርቆረታት /ረታመ / ካልኦት ወዘተ ንመላአ ነበርትን ንግዲ ማሕበረሰብን ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 12, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት መጋቢት 22, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና/ማሺን ምሻጥካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶት ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ራያ - ጨርጨር እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘለዎም ዋንነቶም ዘይተፈለጡ ቴንዲኖታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 28, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 12, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተዉሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለይ ዓይነታት ስፔራት ናይ ሪሳይክል ፔርጁ 30 ኩንታል ፡ ናይ ላምኔክስ ፔርጁ 30 ኩንታል፡ ፒፒ ከረጢት 35000 ፡ ብቁፅሪ ሪሳይክል 1200 ኩንታል፡ ካልሺየም ካርቦኔት3750 ኪግራም፡ ማስተር ባች 740 ኪግራም ፡ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ መኪና ጎማን ኮንቪር ቪልት ንዓማዊል በግልፂ ብጨረታ ብምዉፃእ ሕጋዊ ስራሕ ፍቃድ ንግዲ ንዘለዎም ተጫረቲ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 27, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 10, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና/ማሺን ምሻጥካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ኣይኪዉ ስፋት ቴክኒካል ኮሌጅ ንምምሃር ምስትምሃር ዝጥቀመሎም ዝነበረ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት (Different Materials) ናይ ኤሌክትሪክ : ኮንስትራክሽን : ኤሌክትሪካል ኢንስታሌሽን :ኣይሲቲ :ኣካዉንቲንግን ድፓርትሜንታት ዝጥቀመሎም ዝነበረ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 7, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 13, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ማይጨዉ ኣብ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ማይጨዉ ቀፅሪ ዉሽጢ ዝረከብ ባህርዛፍ ማለት እዉን ማእገር :ወራጅ: ዝፍለፅ ወይ ዝጭደድ ብጨረታ አወዳዲሩ ንተጫረቲ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 7, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 20, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ