ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ | ዘገልገሉ ናይ ቢሮን ናይ ትምህርቲ ናውትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 7, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ፅሕፈት ልምዓትን እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ኣፅቢ ካብ ቤት ዕዩታት ዝተኣከቡ ዘገልገሉ ንበረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 29, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 4, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:Atsbiጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ፅሕፈት ቐረብ መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ራማ ኣብ ዉሽጢ ቀፅሪ ቤት ፅሕፈቱ ዝርከብ ካብ ግልጋሎቱ ዋፃኢ ዝኮነ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም ትቦ ሓፂን : ቆፅርቲ ማይ : ዝተፈላለዩ ቁራፅ ቁራፅ ሓፂነ መፂንን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሽየጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 29, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 4, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራማጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ንስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኤሌክትሮኒክስ ማለተ እዉን ላፕቶፕ ዲስክቶፕን ምስ ሙሉእ ቀረባቶም ወይድማ ኣክሰሰሪ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ከምእዉን ዘይተጠቀመሉ ናይ ዝተፈላለየ ዓይነታት መካይን ሐደሽቲ መለዋወጢ ኣቅሑት ማለተ እዉን እስፔር ፓርትስ ከምእዉን ናዉቲ ኮንስትራክሽን ወይድማ ኮንስትራክሽን ማተሪያል ማለት እዉን ፀፀር 00 : 01: 02:03 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 28, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 13, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንሎጅስቲክስ ዝጥቀመሎም ዝነበሩ ኣብ ግልጋሎት ዝወዓሉን ዘይወዓለን ንብረት ኣብ መኻን ዝርከብ ሓዱሽ ጭረት በዓል 50 ኪ/ግ ኣወዳዲሩ ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 26, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 7, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ካብ ዘለዉ ዘገልገለ ትቦን ጀነሪተርን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 23, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 3, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ኣብ ውሽጢ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ኣብ ታሕቲ ተዘርዝሮም ዘላዉ ዘገልገለ ኣቑሑት ኣብ 2016 ዓ/ም ንደቀቐቲን ኣናእሽቶይን ማሕበራት ፣ሕጋውያን ነጋዶን ኻልኦት ሕ/ሰብን ኣጫሪቱ ክሰይጥ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 22, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ መኪና/ማሺን ምሻጥካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ናይ ዘገልገሉ ጎማታት ፣ ካለማደርያ፣ ፍላፕ፣ በራሚልን ናይ መኪና ባትሪን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 19, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 10, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ቢሮ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለየ ዘገልገለ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 17, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 23, 2016 03:15 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ወርዒ ናይ ዘገልግሉ ንብረታት ተሽከርክርትን መሸጢ ሕ/ሽ/ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነት መካይን መሽነሪታትን ሞተርሳይክልን ብግልፂ ጨረታ ንምሻጥ ኣቅሪቡ አሎዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 16, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 21, 2016 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና/ማሺን ምሻጥካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ